ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስነ ወረዳ ኣሕፈሮም ኣብ 2008 ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ 1ይ ፍርቂ ዓመት  ዝተላለዩ ዓይነት ናይ ፅሕፈትን ፅሬትን መሳርሒ ኤሌክትሮኒክስ ናይ ቢሮ ኣቀሑት ናይ ሞተር ሳይክልን ናይሰርቪስ መኪናንመለዋወጢ ኣቁሑት ዝተፈላለዩ ሕትመታት ዝተፈላለዩ ዓይነት መፃሕፍቲ ናይ ህንፃ መሳርሒን ናይ ስፖርት ዕጥቂን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእን ከስርሕን ስለዝደለየ ዝምልከተኩም ሕጋዉያ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 8, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኣብ ኮሚሽንፖሊስ ክልልትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረታት አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 4, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቢሮትልሚንፋይናንስን ናይ ዝተፈላለዩ ሕትመታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሕትም ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 1, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቢሮ ፍትሒ ክልልትግራይ ኣብ 2007 ዓ/ም በጀትዓመት 5ይዙር ዕዳጋ ዝተፈላለዩ ንብረት ብምድብ መቒሉ ማለት እዉን

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 27, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ ምልክታ ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ቢሮ ማይ ሃፍቲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ሕትመትን ፈርኒቸርን ን 2007 በጀት ዓመት ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም:: ስለዚ እዚ ዝስዕብ ሮቋሕታት እተማልኡ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም 1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ: ቲን /TIN/ መቅረባይ ሰርቲፊኬት: VAT ተመዝገብቲ ን ቫት ዲክልረሽንን

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 21, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
s