ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ /ማረት/ ናይ ፓድ ሕተመት ስራሕቲ ብጨረታ አወዳዲሩ ንምዕዳግ ትደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 1, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 1, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኩሓ ሆስፒታል ምልክታ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከሕትም ስለዝደለየ ዝምልክተኩም ናይ ሕተመት ስራሕ መቐረብቲ ትካላት ናይ ዋጋ መቐረቢኹም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 18, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 18, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ቦታኩሓ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ20.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ካሕሳይ አበራ ሆስፒታል ሑመራ ካብ በጀት ዓመት 2008 ናይ ቀዳማይ ዙር ዕድጊት ንሆስፒታልና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ፅሬት ኣቁሑት፣ ደንቢ ክዳንን፣ ኣቁሑት ኤለክትሪክ ፣ ኣቁሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ ኣቅርቦት ምግቢ፣ መቀያየሪ ኣቁሑት ማይ ፣መሳርሒ ሕትመት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ዝኾንኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 20, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 20, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ቦታሐመራ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋኢ ልምዓት ወ/ቆ /ተምቤን አብ ዘበነ 2008 ዓ/ም ናይ ዝተፈላለዩ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 18, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 18, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
s