ፕሮፎርማ ጨረታClosed ንሄዎ መባእታዊ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለየ ናይ ሕክምና ላባላቶሪ ሪፖረት Abolatory Repor「 form /ሕትመት ንክንገዝእ ሰለ ዝደለና ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 23, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 23, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታኩሓዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ሰነ 19, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ንሄዎ መባእታዊ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለየ ናይ ሕክምና ላባላቶሪ ሪፖረት Abolatory Repor「 form /ሕትመት ንክንገዝእ ሰለ ዝደለና ።
ግልፂ ጨረታClosed ቤት መዘጋጃ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ንከረምታዊ መደባት እቶት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት : ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ ገዛ ናዉቲ : መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት : ናይ ሕትመት ሰራሕቲ ንቤት መዘጋጃን ቤት ፅሕፈት አጠቃቅማን ምምሕዳር ምርግጋፅ ትሕዝቶ መሬትን ካደስተርን ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ግልጋሎት ዝዉዕል ናዉቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 19, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 19, 2018 3:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋይ ኤሌክትሮኒክስ ናዉቲ 25000 : ንፅሕፈት መሳርሒ 20000 ቅርሺ : ንናይ ገዛ ናዉቲ 15000 ቅርሺ : ንናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት 25000 ቅርሺ : ንናይ ሕትመት ናዉቲ 15000 ቅርሺ ናይ ደኩመንት ዋጋ3,000.00ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ሰነ 12, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት መዘጋጃ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ንከረምታዊ መደባት እቶት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት : ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ ገዛ ናዉቲ : መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት : ናይ ሕትመት ሰራሕቲ ንቤት መዘጋጃን ቤት ፅሕፈት አጠቃቅማን ምምሕዳር ምርግጋፅ ትሕዝቶ መሬትን ካደስተርን ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ግልጋሎት ዝዉዕል ናዉቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ፕሮፎርማ ጨረታClosed ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ኣብ ታሕቲ ዝተጠቐሰ ናይ ሕትመት ስራሕ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 13, 2018 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 13, 2018 5:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ሰነ 10, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ኣብ ታሕቲ ዝተጠቐሰ ናይ ሕትመት ስራሕ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ
ፕሮፎርማ ጨረታClosed ንሄዎ መባእታዊ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለየ ናይ ሕክምና ፕርስክርፕሽን/ /Prescripition/ ሕትመት ንክንገዝእ ሰለ ዝደለና ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 6, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 8, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታኩሓዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ሰነ 3, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ንሄዎ መባእታዊ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለየ ናይ ሕክምና ፕርስክርፕሽን/ /Prescripition/ ሕትመት ንክንገዝእ ሰለ ዝደለና ።
ፕሮፎርማ ጨረታClosed ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ኣብ ታሕቲ ዝተጠቐሰ ናይ ሕትመት ስራሕ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 9, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 9, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ሰነ 2, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ኣብ ታሕቲ ዝተጠቐሰ ናይ ሕትመት ስራሕ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ
ግልፂ ጨረታClosed ትካልና መስፍን ብረታ ብረት እና ኢንጂነሪንግ ሓላ/ዝተ/ው/ማሕበር ብግልፂ ጨረታ (Open Bid) ንBillboard ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 19, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 19, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ40,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ሰነ 1, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ትካልና መስፍን ብረታ ብረት እና ኢንጂነሪንግ ሓላ/ዝተ/ው/ማሕበር ብግልፂ ጨረታ (Open Bid) ንBillboard ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደሊ
ፕሮፎርማ ጨረታClosed ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ባንዴራታት ዝምልከቶም ትካላት ብምውድዳር ብፕሮፎርማ ክዕድግ ይደሊ። ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 3, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 4, 2018 9:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ሰነ 1, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ባንዴራታት ዝምልከቶም ትካላት ብምውድዳር ብፕሮፎርማ ክዕድግ ይደሊ።
ፕሮፎርማ ጨረታClosed ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝተፈላላየ ማህተም፣ ቲተር ሬስጌ ናይ ስራሕ ግልጋሎት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 26, 2018 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 26, 2018 8:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ጉንበት 24, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝተፈላላየ ማህተም፣ ቲተር ሬስጌ ናይ ስራሕ ግልጋሎት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
ፕሮፎርማ ጨረታClosed ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2018ዓ/ም ዝኽፈል ናይ ሕጊ ተሃነፅቲ ንቤትህንፀት መቐለ ከኣትዉ ከለዉ ዝተልዓልዎ ጉርዲ ፎቶ ከሐፅብ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 26, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 26, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ቀዳም ጉንበት 22, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2018ዓ/ም ዝኽፈል ናይ ሕጊ ተሃነፅቲ ንቤትህንፀት መቐለ ከኣትዉ ከለዉ ዝተልዓልዎ ጉርዲ ፎቶ ከሐፅብ ይደሊ
ፕሮፎርማ ጨረታClosed ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንዝተፈላለዩ ቤት ፅሕፈታት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ ዓይነታት ንብረትን ሕትመትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ዕድጊት ክንፍፅም ንደሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 26, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 26, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ጉንበት 21, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንዝተፈላለዩ ቤት ፅሕፈታት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ ዓይነታት ንብረትን ሕትመትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ዕድጊት ክንፍፅም ንደሊ፡፡