ምልክታ ፕሮፎርማ ጨረታ
ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2018ዓ/ም ዝኽፈል ናይ ሕጊ ተሃነፅቲ ንቤትህንፀት መቐለ ከኣትዉ ከለዉ ዝተልዓልዎ ጉርዲ ፎቶ ከሐፅብ ይደሊ
| ታ.ቁ | ዓይነት ክራይ ንብረት | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ሰብ መሕፀቢ ዋጋ | |
|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳ | ||||
| 1 | ጉርዲ ፎቶ ምሕፃብ ጥራሕ | ቁፅሪ | 300 | ||
ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ
1/ በዚ ስራሕ ዘርፊ እዚ ናይ 2018ዓ/ም ዝተሓደሰ ስራሕ ፍቓድ ኮፒ ከቕርብ ዝኽእል ብተመሳሳሊ ቲን መፍለዪ ቁፅሪ ዘለዎ ኮፒ ከቅርብ ዝኽእል
2/ ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ዋጋ ስልዝ ድልዝ ዘይብሉ ናይ ሓደ ሰብ መሕፀቢ ዋጋ ብምምላእ ናይ ተጫረቲ ንፁር ኣድራሻ ብምጥቃስ ማህተምን ፌርማን ብምግባር ኣብ ዋጋ ናይ ጨረታ መምልኢ ተመሊኡ ክቐርብ ኣለዎ
3/ እዚ ጨረታ ካብ ዕለት 21/09/2018/ም ክሳብ 26/09/2018/ም ሳዓት 3.30 ፀኒሑ ሳዓት 4.00 ቅድሚ ሰዓት ተጫረቲ ኣብዝተረኸብሉ ይኹን ኣብዘይተረኸብሉ ይኽፈት
4/ ሰዓሪ ዝኾነ ተወዳዳሪ ሰዓሪ ኮይኑ ምስተነገሮ እቲ ዝሕፀብ ፎቶታት ካብ ፍለሽ ወሲዱ ኣስተካኪሉ ሰሪዑ ኣብ ዉሽጢ ሓፂር ማዓልቲ ሓፂቡ ዘረክብ ኮይኑ ናይ ዝሓፀቦ ፎቶ ዝክፈሎ ገንዘብ ልዕሊ 10000 ብር እንተኾይኑ ዊዝ ሆልድ ታክሲ 3% ዝኸፍል ምኻኑ ክፍለጥ ኣለዎ
5/ መስራቤትና ዘሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ ኮይኑ እዚ ጨረታ ከም ዉዕል ኮይኑ የገልግል
7/ ንተወሳኺ ሓቤሬታ ብኣካል ወይ ብስልኪ ቁፅሪ0975452063 /0914120805 ምሕታት ይከኣል
ቤትህንፀት መቐለ
ድሕሪት