ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ኢንስቲትዩት መፅናዕትን ምርመርን ፖሊሲ ትግራይ ዝጥቀመሎም ቀወምቲ ንብረት መፍለይ ንብረት ስያሜ ምሃብ (ኮድ ምሃብ) ንክትወዳደሩ ብምዕዳም ትካልና ስለ ዝደሊ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ንበጀት ዓመት 2018 ኣገልግሎት ክፍዕም ይደሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 21, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 21, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ታሕሳስ 16, 2018 ( ቅድሚ 10 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ኢንስቲትዩት መፅናዕትን ምርመርን ፖሊሲ ትግራይ ዝጥቀመሎም ቀወምቲ ንብረት መፍለይ ንብረት ስያሜ ምሃብ (ኮድ ምሃብ) ንክትወዳደሩ ብምዕዳም ትካልና ስለ ዝደሊ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ንበጀት ዓመት 2018 ኣገልግሎት ክፍዕም ይደሊ፡፡
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ከተማ መቐለ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ካብ ናይ መደበኛ በጀት ዓመት 2018 ናይ ሕትመት መሳርሒ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 18, 2018 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 20, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ታሕሳስ 15, 2018 ( ቅድሚ 10 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ከተማ መቐለ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ካብ ናይ መደበኛ በጀት ዓመት 2018 ናይ ሕትመት መሳርሒ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ወረዳ ስቡሓ ሳዕሲዕን ቤት ፍርድን ከተማ ዕ/ሓሙስ ቤት ፍርድን ን2018 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝውዕሉ ንብረታት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑታት፣ሕትመት መሳርሒ ኣቑሑታት፣ ፅሬት መሳርሒ ኣቑሑታት፣ካልኦት ኣናእሽተይ መሳርሒ ኣቑሑታት ፣ ኤሌክትሮኒክስን ፈርኒቸርን ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 1, 2018 7:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 1, 2018 7:40 ቅ/ሰዓትቦታሳዕሲዕ ፃዕዳ እምባናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋብቢ ሎቱ ይፈላለናይ ደኩመንት ዋጋ10.00ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ታሕሳስ 15, 2018 ( ቅድሚ 10 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ወረዳ ስቡሓ ሳዕሲዕን ቤት ፍርድን ከተማ ዕ/ሓሙስ ቤት ፍርድን ን2018 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝውዕሉ ንብረታት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑታት፣ሕትመት መሳርሒ ኣቑሑታት፣ ፅሬት መሳርሒ ኣቑሑታት፣ካልኦት ኣናእሽተይ መሳርሒ ኣቑሑታት ፣ ኤሌክትሮኒክስን ፈርኒቸርን ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ኣብታሕቲ ዝተጠቐሰ ናይ ሕትመት ስራሕ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 16, 2018 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 16, 2018 8:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ታሕሳስ 13, 2018 ( ቅድሚ 10 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ኣብታሕቲ ዝተጠቐሰ ናይ ሕትመት ስራሕ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ንቤት ፍርድና ግልጋሎት ዝውዕል ሃላቒ መሳርሒ ፅሕፈትን ተዛመድትን፣ ሃላቒ መሳርሒ ፅሬት፣ናይ ሕትመት መሳርሒን ንበጀት ዓመት 2018ዓ/ም በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎም ሕጋዉያን ነጋዶ ብምውድዳር ኣብ ጨረታ ኣሸንፍቲ ምስ ዝኾኑ ኣካላት ሕጋዊ ዉዕሊ ኣሲሩ ዕደጋ ከካይድ ስለ ዝደሊ እዞም ዝስዕቡ ሮቓሒታት እተማልኡ ነጋዶ ንዉድድር ይዕድም፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 10, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 10, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ሕዳር 30, 2018 ( ቅድሚ 11 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ንቤት ፍርድና ግልጋሎት ዝውዕል ሃላቒ መሳርሒ ፅሕፈትን ተዛመድትን፣ ሃላቒ መሳርሒ ፅሬት፣ናይ ሕትመት መሳርሒን ንበጀት ዓመት 2018ዓ/ም በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎም ሕጋዉያን ነጋዶ ብምውድዳር ኣብ ጨረታ ኣሸንፍቲ ምስ ዝኾኑ ኣካላት ሕጋዊ ዉዕሊ ኣሲሩ ዕደጋ ከካይድ ስለ ዝደሊ እዞም ዝስዕቡ ሮቓሒታት እተማልኡ ነጋዶ ንዉድድር ይዕድም፡፡
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ንብረት ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም::ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 1, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 1, 2018 3:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ሕዳር 29, 2018 ( ቅድሚ 11 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ንብረት ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም::
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ኣብታሕቲ ዝተጠቐሰ ናይ ሕትመት ስራሕ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 26, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 26, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ሕዳር 24, 2018 ( ቅድሚ 11 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ኣብታሕቲ ዝተጠቐሰ ናይ ሕትመት ስራሕ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንሰን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ኣብታ ከተማ ንዝርከቡ ቤት ፅሕፈታት ዝውዕል መሳርሒ ፅሕፈት ናውንቲ ፀሬት ኮምፒተርን መለዋወጢ ኮምፒተርን መላወወጥን መኪናን ሞተርን ንስራሕቲ ሕትመት ዝውዕሉ ናይ ገዛን ቢሮን ኣቅሑት ዕጥቂ ስፖርት ናይ እንስሳ መድሃኒትን ናውንቲ ሕክምና ናውንቲ ኤሌክትሪክ ማለት ውን ዓባይ ጀነረተርን ዘይቲ ሞተርን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 6, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 6, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታታሕታይ ኣድያቦናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋብቢ ሎቱ ይፈላላናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ቀዳም ሕዳር 20, 2018 ( ቅድሚ 11 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንሰን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ኣብታ ከተማ ንዝርከቡ ቤት ፅሕፈታት ዝውዕል መሳርሒ ፅሕፈት ናውንቲ ፀሬት ኮምፒተርን መለዋወጢ ኮምፒተርን መላወወጥን መኪናን ሞተርን ንስራሕቲ ሕትመት ዝውዕሉ ናይ ገዛን ቢሮን ኣቅሑት ዕጥቂ ስፖርት ናይ እንስሳ መድሃኒትን ናውንቲ ሕክምና ናውንቲ ኤሌክትሪክ ማለት ውን ዓባይ ጀነረተርን ዘይቲ ሞተርን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ኣብታሕቲ ዝተጠቐሰ ናይ ሕትመት ስራሕ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 23, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 23, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ሕዳር 19, 2018 ( ቅድሚ 11 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ኣብታሕቲ ዝተጠቐሰ ናይ ሕትመት ስራሕ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ኣብ ስራሕቲ ምጉብናይ ንዝርከቡ ከባብያዊ መጎብነይቲ ዝኸውን ደንቢ ክዳን ብሕትመት ከስርሕ ስለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 23, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 23, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ሕዳር 19, 2018 ( ቅድሚ 11 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ኣብ ስራሕቲ ምጉብናይ ንዝርከቡ ከባብያዊ መጎብነይቲ ዝኸውን ደንቢ ክዳን ብሕትመት ከስርሕ ስለዝደለየ