ንወረዳ ሓውዜን ቤት ፍርዲ ን2018 ዓ/ም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ መሳርሒ ናይ ኤሌክትሮኒክ ፤ ፈርኒቸር ፤ፅርየት መሳርሒ ፤ ሕትመት መሳርሒ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 23, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ሓዉዜን
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።