ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንግልጋሎት ቤት ፅሕፈትና ዝውዕል ሕትመት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከሐትም ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 25, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 26, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ኣፅቢ እንዳስሰላሴ ነዚ ስዒቡ ዘሎ ንብረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 13, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 13, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታAtsbi
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋሀ ዝተዘርዘሩ 5000 ቅርሺ : ኣብ ለን ሐን ዘለዉ ድማ 25000 ቅርሺ
ናይ ደኩመንት ዋጋ1,500.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ማሕበር ጉዱኣት ኵናት ትግራይ መምርሒ ኣሰራርሓ ኣወዳዲሩ ከሐትም ስለ ዝደለየ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 27, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 27, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ