ኣብ ዞባ ሰሜን ምዕራብ ማእከላይ ቤት ፍርዲ ሽራ እንዳስላሴ ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል ብመደበኛ መንግስታዊ በጀት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ ህትመት ኣቅሑት : ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት: ናይ ፅሬት ናዉቲ : ናይ ፈርኒቸር ናዉቲ : ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 2, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሽረ ተወሳኺ ኣንብብ
ከተማ መቐለ ማእከላይ ቤት ፍርዲ ኣድራሻ ክልል ትግራይ ዞባ መቐለ ከተማ ክ/ከተማ ሓወልቲ ንቤት ፍርድና ግልጋሎት ዝውዕል ሃላቒ ሕትመት መሳርሒ፣ናይ ፈርኒቸር ናዉትን ንበጀት ዓመት 2017ዓ/ም በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎም ሕጋዉያን ነጋዶ ብምውድዳር ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 27, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈትና ንዞባ ደቡብ ማእከላይ ቤት ፍርዲ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ቀዋሚ ንብረት : ኤሌክትሮኒክስ: ሕትመት: ፅሕፈት መሳርሒ: ኣናእሸተይ ኣቅሑትን :ፅሬት ኣቅሑትን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 25, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ማይጨዉ ተወሳኺ ኣንብብ
ጣብያ ጥዕና መቐለ ን2017 ዓ/ም ናይ ፅሕፈት መሳርሕን ፣ፅሬት ኣቅሑት ፣ሕትመትን ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 18, 2017 6:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ንቢሮና አገልግሎት ዝዉዕሉ ሎት ሐደ አገልግሎት ኪራይ መኪና : ሎት ክልተ ዓመታዊ ሕትመት ባነር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 24, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፈለ ከተማ ኩሓ ንዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ክፍለ ከተማና ግልጋሎት ዝዉዕል ናዉቲ ቢሮ ማለት እዉን መሳርሒ ፅሕፈት : ኤሌክትሮኒክስ : ኣቅሑት ፅሬት : ሕትመት : ናዉቲ ቢሮን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 25, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኩሓ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ክፍለ ከተማ ኲሓ ንዝተፈላለያ ኣብያተ ፅሕፈት ክ/ከተማና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ቢሮ ኣቑሑት ማለት እውን _ ፅሕፈት መሳርሒ፣ኤሌትሮኒክስ፣ፅሬት ኣቁሑት ሕትመትን ፈርንቸርን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 25, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኩሓ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናስን ወረዳ ሰለዋ ነቲ ወረዳ አገልግሎት ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒን : ኣቅሑት ፅሬትን : ናይ ሕትመት ስራሕቲን ካብ ናይ መደበኛ በጀት ብብርኪ ክልል ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 11, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ወረዳ ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኣክሱም ንቤት ፅሕፈትና ኣገልግሎት ዝዉዕሉ ፅሕፈት መሳርሒ : ፅሬት : ሞተርሳይክል: ማህተም : ፈርኒቸር : ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 12, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኣክሱም ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፍርዲ ከተማ ዓዲግራት ጋንታ ኣፈሹ ን2017 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ :ሕትመት ኤሌክትሮኒክስ :ተሽከርከርቲ : ኣቅሑት ፅሬትን ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 13, 2017 6:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓዲግራት ተወሳኺ ኣንብብ