ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከሕትም ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም::ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 4, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 4, 2017 4:05 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሰንበት የካቲት 2, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከሕትም ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም::
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ናይ ከተማ ሸራሮ ማያኒ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዳይሬክተር ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ናይ በጀት ዓመት 2017 ዓም ንሆስፒታል ግልጋሎት ግልጋሎት ዝዉዕል ንብረታት ፅሕፈት መሳርሒ : ሕትመት ስራሕቲን : ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 5, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 5, 2017 3:30 ቅ/ሰዓትቦታሽራሮናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ጥሪ 23, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ናይ ከተማ ሸራሮ ማያኒ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዳይሬክተር ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ናይ በጀት ዓመት 2017 ዓም ንሆስፒታል ግልጋሎት ግልጋሎት ዝዉዕል ንብረታት ፅሕፈት መሳርሒ : ሕትመት ስራሕቲን : ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ቢሮ ፋይናንስ ምትሕብባር ሃፍትን ንወረዳን ከተማታትን ሴክተራትን ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ሕትመታት ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ንክሕትም ይደሊ፡፡ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 28, 2017 10:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 28, 2017 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ጥሪ 23, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ቢሮ ፋይናንስ ምትሕብባር ሃፍትን ንወረዳን ከተማታትን ሴክተራትን ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ሕትመታት ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ንክሕትም ይደሊ፡፡
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ኣብ 2017 በጀት ዓመት ካብ መደበኛ በጀት ናይ ዝተፈላለዩ ሕትመትን ቅጥዓቅጥዕን ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ክሐትም ይደሊ:፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 7, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 7, 2017 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ150,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ጥሪ 23, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ኣብ 2017 በጀት ዓመት ካብ መደበኛ በጀት ናይ ዝተፈላለዩ ሕትመትን ቅጥዓቅጥዕን ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ክሐትም ይደሊ:፡
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ዀሓ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ንተገልገልቲ ሓባሪ ዝኾነ ናይ ነፃን ብክፍሊትን ጠቅላላ ኣብ ኩ/ሓ/ሆስፒታል ዝወሃብ ግልጋሎት ዘርኢ ሰደቃ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ንምግዛእን ንምስራሕን ስለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 16, 2017 2:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 16, 2017 3:00 ቅ/ሰዓትቦታኩሓዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ጥሪ 14, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ዀሓ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ንተገልገልቲ ሓባሪ ዝኾነ ናይ ነፃን ብክፍሊትን ጠቅላላ ኣብ ኩ/ሓ/ሆስፒታል ዝወሃብ ግልጋሎት ዘርኢ ሰደቃ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ንምግዛእን ንምስራሕን ስለዝደለየ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ መባእታዊ ሆስፒታል ዶሃን ንአገልጋሎት እቲ ቤት ዕዩ ዝዉዕል ኣቅሑት ፅሬት : መሳርሒ ፅሕፈትን :መሳርሒ ህትመትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 23, 2017 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 23, 2017 8:30 ቅ/ሰዓትቦታሮብናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋንኣቅሑት ፅሬት 1000 : መሳርሒ ፅሕፈትን 1500 ቅርሺ : ንመሳርሒ ፅሬት 1500: መሳርሒ ሕትመትን 1500 ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ጥሪ 9, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : መባእታዊ ሆስፒታል ዶሃን ንአገልጋሎት እቲ ቤት ዕዩ ዝዉዕል ኣቅሑት ፅሬት : መሳርሒ ፅሕፈትን :መሳርሒ ህትመትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ሕትመት ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፣ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 10, 2017 9:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 10, 2017 10:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ጥሪ 7, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ሕትመት ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፣
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ማሕበራት መቐለ ንቤት ፅሕፈቱ ዝውዕል ናይ ሕትመት ስራሕቲ ማለት እውን ናይ ኣባልነት ነጋዶ መለለዪ መንነት ንምስራሕ ብሜላ ዕደጋ ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 26, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 26, 2017 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ታሕሳስ 24, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበራት መቐለ ንቤት ፅሕፈቱ ዝውዕል ናይ ሕትመት ስራሕቲ ማለት እውን ናይ ኣባልነት ነጋዶ መለለዪ መንነት ንምስራሕ ብሜላ ዕደጋ ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ።
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ ምብዛሕ (ናይ ኮፒ) ስራሕቲ ንምስራሕ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 23, 2017 8:45 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 24, 2017 9:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ታሕሳስ 21, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ ምብዛሕ (ናይ ኮፒ) ስራሕቲ ንምስራሕ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ቤት ማዘጋጃ ክ/ከተማ ሰሜን ዕደጋ ንቤት ማዛጋጃ ክ/ከ/ሰሜን ንጠቅላላ ሰራሕተኛታት ቤት ማዛጋጃክ/ከ/ሰሜንን ንደምቢ መኽበርትን ቀረፅን ተጋደልቲ ባጅን መታወቅያን ክነስርሕ ስለ ዝደለና ኩለኩም ዝምልከተኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም።ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 24, 2017 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 24, 2017 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ታሕሳስ 21, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ማዘጋጃ ክ/ከተማ ሰሜን ዕደጋ ንቤት ማዛጋጃ ክ/ከ/ሰሜን ንጠቅላላ ሰራሕተኛታት ቤት ማዛጋጃክ/ከ/ሰሜንን ንደምቢ መኽበርትን ቀረፅን ተጋደልቲ ባጅን መታወቅያን ክነስርሕ ስለ ዝደለና ኩለኩም ዝምልከተኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም።