ማሕበር ኣክሲዩን ፋብሪካ መድሓኒት ኣዲስ ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት: ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ : ዝተፈላለዩ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና: ዝተፈላለዩ መለዋወጢ ኣቅሑት ማሽን : ናይ ሰራሕተኛታት ጋዉን ኮምፕላሴንን ምስ ቆቢዑ : ንቢሮ ዝክዉን ዝተፈላለዩ መጋራጃ ታት: ዝተፈላለዩ ቁፅሪ ዘለዎም ናይ መኪና ዘይቲ:ግሪስን ናይ ዓብይትን ኣናእሸተይን መኪና ጎማን አቦ ጀዲድን

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 21, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 21, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ20,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ አብ በጀት ዓመት 2017 ዓ/ም ዝተፈላለዩ ናይ መኪና ስፔር ፓርት አቁሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 23, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 23, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ6,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ትካልና ኤልሻዳይ ሪሊፍ ኤንድ ዴቨሎፕመንት ኣሶሴሽን ንትካል ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ ፅሬት ኣቁሑት/01/፣ፅሕፈት መሳርሒ/02/፣ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቁሑት/03/፣ሕትመት/04/፣ ቋሚ ኣቁሑት /05/፣ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቁሑት/06/፣መለዋወጢ ኣቁሑት/07/፣ደንቢ ክዳን /08/፣ዝተፈላለዩ ሸቀጣት/09/ ክዕድግ ስለዝደለየ ብቕዓት ዘለኩም መቅረብትን ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መዐቀኒታት ተማልኡ ተጫረቲ ንክትሳተፉ ትካልና ይዕድም፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 28, 2017 10:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን2024-10-08 ሰዓት ኣይገልፅን
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ150,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ደቡብ ክልል ትግራይ ናይ ስፔር ፓርት ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 16, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 16, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታወረዳ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
s