ተዓፅዩ

ናይ ከተማ ሸራሮ ማይኒ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ናይ በጀት ዓመት 2017 ዓም ነቲ ሆስፒታል አገልግሎት ዝዉዕል ንብረታት ደንቢ ልብሲ : መሳርሒ ፅሕፈት : ስራሕቲ ሕትመት : ኣቅሑት ፅሬት: ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት : ናይ ኤለክትሪክ ህንፃ ተገጣጠምቲ ንብረታት ኮምፒተራትን ተዛመድቲ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 30, 2017 2:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 30, 2017 2:31 ቅ/ሰዓት
ቦታሽራሮ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ቻርጀር ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፣

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 16, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 16, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ

መቐለ ሆስፒታል ናይ መኪና መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፣፣

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 16, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 16, 2017 3:01 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ