ተዓፅዩ

በዓል መዚ እቶት ክልል ትግራይ ን2017 ዓም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል መለዋወጢ ኣቅሑት መካይን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 23, 2017 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 24, 2017 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና : ጎማ መኪና : መሳርሒ ፅሕፈትን ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 23, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 23, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋመለዋወጢ ኣቅሑት መኪና 20000 ሽሕ : ጎማ መኪና 10000 ቅርሺ: መሳርሒ ፅሕፈትን 20000 ቅርሺ
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ዳይሬክተር ዕደጋን ፋይናንሰን ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ካቢኔ ሴክሬታርያት ዳግመ ህንፀትን እግሪ ምትካልን ንካቢኔ ሴክሬታርያት ስግግር ማሕበራዊ ልምዓትን ንቤት ፅሕፈት ሳይንስን ቴክኖሎጅን ዝውዕል ናይ መኪና መጋየፂ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 7, 2017 10:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 9, 2017 2:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ንኹለኹም ሕጋውያን ነጋዶ፣ ኣርምና ኣርሚ 50 እዞም ኣብ ታሕቲ ዝተገለፁ ናይ ፅገና ኣቑሑት ብግልፂ ረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 9, 2017 6:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 9, 2017 8:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ4,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ