ፕሮፎርማ ጨረታClosed ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2017ዓ/ም ዝኽፈል ንፓትሮል ሞዴል 79 መኪና መፀገኒ ዝውዕል ንብረት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ::ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 1, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 1, 2017 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ሕዳር 26, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2017ዓ/ም ዝኽፈል ንፓትሮል ሞዴል 79 መኪና መፀገኒ ዝውዕል ንብረት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ::
ግልፂ ጨረታClosed ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓዲግራት ንታ ከተማ ኣብያተ ፅሕፈት አገልግሎት ዝዉዕሉ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ካብ መደበኛ በጀት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 10, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 10, 2017 4:15 ቅ/ሰዓትቦታዓዲግራትናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ሕዳር 26, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓዲግራት ንታ ከተማ ኣብያተ ፅሕፈት አገልግሎት ዝዉዕሉ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ካብ መደበኛ በጀት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ፕሮፎርማ ጨረታClosed ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክተረት ዕደጋ ሩይናንሰ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑትን መጋፅን ምልክታ ፕርፎርማ ዕደጋ ሜላ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 28, 2017 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 30, 2017 3:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ሕዳር 25, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክተረት ዕደጋ ሩይናንሰ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑትን መጋፅን ምልክታ ፕርፎርማ ዕደጋ ሜላ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ፕሮፎርማ ጨረታClosed ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ስፔር ፓርት ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ክዝእ ይደሊ:: ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 27, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 27, 2017 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ሕዳር 25, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ስፔር ፓርት ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ክዝእ ይደሊ::
ፕሮፎርማ ጨረታClosed ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ዲኮር ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ክአ ይደሊ:: ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 27, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 27, 2017 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ሕዳር 25, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ዲኮር ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ክአ ይደሊ::
ግልፂ ጨረታClosed ወረዳ ሰሓርቲ ቤት ፅሕፈት ል/እቶትንምም/ር ፋይናንስን ንወረዳ ሰሓርቲ ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑት ስፔር ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 4, 2017 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 4, 2017 8:45 ቅ/ሰዓትቦታሳሓርቲ ሳምረ ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ሕዳር 25, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ወረዳ ሰሓርቲ ቤት ፅሕፈት ል/እቶትንምም/ር ፋይናንስን ንወረዳ ሰሓርቲ ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑት ስፔር ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ
ፕሮፎርማ ጨረታClosed ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዳስትሪ ትግራይ ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ መኪና ባትሪ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 26, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 26, 2017 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ሕዳር 23, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዳስትሪ ትግራይ ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ መኪና ባትሪ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
ፕሮፎርማ ጨረታClosed ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት(ኣቕሑት) ንክትዕድግ ሰለዝደለየት::ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 25, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 25, 2017 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ሕዳር 23, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት(ኣቕሑት) ንክትዕድግ ሰለዝደለየት::
ፕሮፎርማ ጨረታClosed ኣብ ስፖርት ኮሚሽን ክ/ትግራይ ኣትሌቲክስ ፌዴሬሽን ናይ ስፖርት ሜዳልያታት፣ ኤለክትሮኑክስን ናይ መከና ስፔርን ድማ ናይ ቢሮ ጉዳይ መንኣሰይ ክትግራይ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 26, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 26, 2017 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ሕዳር 23, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ኣብ ስፖርት ኮሚሽን ክ/ትግራይ ኣትሌቲክስ ፌዴሬሽን ናይ ስፖርት ሜዳልያታት፣ ኤለክትሮኑክስን ናይ መከና ስፔርን ድማ ናይ ቢሮ ጉዳይ መንኣሰይ ክትግራይ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደሊ
ግልፂ ጨረታClosed ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንሰ ከተማ ኮረም ከይዲ ሰራሕ ዕደጋን ንብረትን ምምሕዳርን ኣብ በጅት ዓም ኣብ ከተማና ዝርከቡ ሴክተራት ዝውዕሉ ስዒቦም ዝተዝርዘሩ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕዲግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 5, 2017 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 5, 2017 8:30 ቅ/ሰዓትቦታኮረምናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ሕዳር 20, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንሰ ከተማ ኮረም ከይዲ ሰራሕ ዕደጋን ንብረትን ምምሕዳርን ኣብ በጅት ዓም ኣብ ከተማና ዝርከቡ ሴክተራት ዝውዕሉ ስዒቦም ዝተዝርዘሩ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕዲግ ይደሊ