ማ/ም/ሕ /አበርገለ አብ 2009 በጀት ዓመት ናይ እንስሳት መድሓኒት : ናይ ላብራቶሪ መሳርሒታትን : ናይ ምርምር ግብርና መሳርሒታትን ኣቁሑት : ኤሌክትሮኒክስ (ኮምፒተርን ተዛመድትን ኣቁሑትን): ናይ ህንፃ መሳርሒ : ናይ መኪና መቀያየር ኣቀሑት : ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 14, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ሆስፒታል መቀለ ዝተፈላለዩ ናይ ሰብ መድሓኒት: ናዉቲ ሕክምናን: አቁሑት Laboratory Reagent ብግልፂጨረታኣወዳዲሩ ክዕድግይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 4, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኩሓ ሆስፒታል መድሓኒት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ንክትወደደሩ ይዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 3, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ኣርኣያ ካሕሱ ናይ 2009 1ይ ዙር ዕድጊት ንምፍፃም መሳርሕታት ፅሕፈት አቁሑት ፅሬት አፋዉስን ናዉቲ ሕክምናን ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ካብ ሕጋዉያን መቕረብቲ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 30, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኣክሱም ተወሳኺ ኣንብብ
መዓርግ ሆስፒታል ኣብ ናይ 2009 ዓ∙ ም በጀት ዓመት ቀዳማይ ዙር ዝተፈላለዩ ንብረት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 26, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኣላማጣ ተወሳኺ ኣንብብ
ሆስፒታል መያኒ ሽራሮ ንበጀት ዓመት 2009 ዓ/ም ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 19, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሽራሮ ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ መድሓኒታት ግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ንተወዳደርቲ ይዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 18, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ካሕሳይ አበራ ሆስፒታል ሑመራ ኣብ በጀት ዓመት 2009 ዓ/ም ናይ ቀዳማይ ዙር ዕድጊት ንሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ሕትመት ስራሕቲ : ኣቅሑት ኤለክትሪክ : መገጣጠሚ ባንባ ማይን :ደንቢ ክዳንን: ምግብን :ፅሬት: መድሓኒትን ናዉቲ መድሓኒትን :መገልገሊ እቲ ቢሮ ሻሂ ፍርጅን ፅገና ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 23, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሐመራ ተወሳኺ ኣንብብ
አላማጣ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ን ሆስፒታሉ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መድሓኒትን ናዉቲ ካብ ሕጋዊ ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ :: ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 10, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኣላማጣ ተወሳኺ ኣንብብ
ዉቅሮ ጠቅላላ ሆስፒታል ደ/ከ/ስራሕ/ዕዳ/ፋይ/ንብ/ምም/ርን መድሓኒትን ናዉቲ ሕክምናን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጳጉሜን 5, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዉቅሮ ተወሳኺ ኣንብብ