ኮምሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕል መድሓኒት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 21, 2011 10:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 21, 2011 10:01 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓብይ ዓዲ አብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ንናይ እንስሳ መድሓኒት ዝውዕል ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ:

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 17, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 17, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ25.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ንሓፈሻዊ ሆስፒታል ኮረም ዘገልግሉ ምድብ 1 ኣቅሑት ፅሬት፣ ምድብ 2 ሕትመት፣ ምድብ 3 ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ ምድብ 4 መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ፣ ምድብ 5 ኣቅሑት ቢሮን ጠረጴዛን ወንበርን፣ ምድብ 6 መሳርሒ ፅሕፈት፣ ምድብ 7 ኣፋውስን ናውቲ ሕክምናን በቢዝምልከቶም ብዓዊዲ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ካብ ዘለዎም ነጋዶ ብግልፂ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 14, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 14, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታኮረም
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋበቢ ሎቱ ዝተፈላለየ
ናይ ደኩመንት ዋጋበቢ ሎቱ ዝተፈላለየ
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ ኮብራ መኪና ኣቅሑትን: ፅሕፈት መሳርሒ :መድሓኒት ብፕሮፎርማ ክገዝእ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 16, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 16, 2011 4:31 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

አላማጣ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ን ሆስፒታሉ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መድሓኒትን ናዉቲ ሕክምናን ካብ ሕጋዊ ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ::

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 13, 2011 9:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 13, 2011 9:45 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ16,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ