አደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ፅሕፈት መሳርሒ ካብ ሕጋዊያነን ነጋዶ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት::
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 27, 2006 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።