ቤ/ፅ/ማ/ወ/ም/ትግራይ WFP ዝተፈላለዩ ስልጠናታት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናዉቲ ማለት ስቴሽነሪ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክትገዝእ ትደሊ ስለዝኾነ ዉን እቶም ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 7, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።