Closed
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዉቅሮ ኣብ 2018 ዓም በጀት ዓመት ንኣበየተ ፅሕፈት ከተማ ዉቅሮ ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት : መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 3, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 3, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታዉቅሮ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋፅሕፈት 15000 : ንመለዋወጢ ኣቅሑት መኪና 10000 ቅርሺ
ዝወፀሉ መዓልቲ