ቤት ፅሕፈት ፕላንን ፋይናንስን ከተማ ዓድዋ አብ 2019 ዓ.ም. ንሴክተራት ካብ ዝተመደበሎም በጀት ንግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ ፅሕፈት መሳርሒ ኤሌክትሮኒክስ አቑሑትን ናይ ፅሬት አቑሑትን ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ኽዓድግ ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 19, 2019 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ዓድዋ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።