ቤት መዘጋጃ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ንከረምታዊ መደባት እቶት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት : ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ ገዛ ናዉቲ : መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት : ናይ ሕትመት ሰራሕቲ ንቤት መዘጋጃን ቤት ፅሕፈት አጠቃቅማን ምምሕዳር ምርግጋፅ ትሕዝቶ መሬትን ካደስተርን ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ግልጋሎት ዝዉዕል ናዉቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 19, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝውዕል ካብ 3R4-CACE ካብ ባንኪ አለም ብዝተረኸበ ሓገዝ ባጀት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 16, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ናይ ሕፅፈት መሳርሒ ብፕሮፈርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 12, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ::ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 11, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ንበዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ንበጀት ዓመት 2018 ዓም አገልግሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 22, 2018 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ኣ/ማ ዝተፈላለየ ናይ ኮምፒተርን ፎቶ ኮፕን ቀለም ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 18, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ እንዳስላሴ ሸረ ንዝተፈላለያ ንቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ንዘፈር መንግስታዊ አገልግሎት ከይዲ ስራሕ ምልማዕ ንግዲ ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈትን : ኣቅሑት ኤሌትሮኒክስን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 22, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሽረ ተወሳኺ ኣንብብ
ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ክልል ትግራይ ን2018 ዓም በጀት ዓመት ሎት ሐደ ሃለቅቲ ናዉቲ ፅሕፈት ሎት ክልተ ሃለቅቲ ናዉቲ ፅሬት ሎት ሰለሰተ ኮበርታ ማለት እዉን ሚኒ ብላንኬት ሎት ኣርባዕተ ፕላስቲክ ሎት ሓሙሽተ ናይ ከበድቲ መሽነሪ መለዋወጢ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 6, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ንሄዎ መባእታዊ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለየናይ ፅሕፈትአቑሕት መሳርሒ ንክንገዝእ ሰለ ዝደለና ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 6, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኩሓ ተወሳኺ ኣንብብ
ኢንስቲትዩት መፅናዕትን ምርመርን ፖሊሲ ትግራይ ናይ ፅሬት መሳርሒ ኣቑትን ካልኦት ደቐቕቲ ኣቑሑትን ንምዕደጋ ስለ ዝደሊ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ንበጀት ዓመት 2018 ኣገልግሎት ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 6, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ