ተዓፅዩ

ኣብ 2018 በጀት ዓመት ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ ዓዲግራትን ከተማ ፋዕን ብሓባር ብምዃን ዝተፈላለዩ ኣቁሑታት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ናይ ፅሬት መሐለዊ፣ ኮምፒተርን ናይ ኮምፒተር ኣክሰሰሪን፣ ፓምኘን ኤሌክትሪክ ኣቁሑትን፣ ናይ ማይ መሐከሚ ኬሚካል፣ ናይ መኪና መለዋወጢን ዲኮር ኣቁሑትን ናይ መኪና ጐማን ባትሪን ፣ናይ ተሸከርከርቲ ዘይትን ቅብኣትን ፣ ሙሉእ ሞተር ሳይክልን ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቁሑትን፣ ሙሉእ ሳይክልን ሳይክል መለዋወጢ ኣቑሑትን፣ብረት ቱቦ መገጣጠምትን ቆፀርቲ ማይ ኣቑሑትን ፣ ከምኡውን HDPEን PPRን ቱቦን መገጣጠምቲ ኣቁሑታትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 7, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 8, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋበቢ ሎቱ ይፈላላ
ናይ ደኩመንት ዋጋበቢ ሎቱ ይፈላላ
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ ::

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 28, 2018 9:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 28, 2018 10:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ ::

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 25, 2018 9:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 25, 2018 10:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፣

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 20, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 20, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ