ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ወልቃይት ኣብ 2011 በጀት ዓመት ካብ መደበኛ በጀት አብ ወረድኡ ንዝርከባ ኣብያት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፀሕፈትን ካልኦት ሃለቅቲ አቁሑትን አቁሑት ፅሬት ኤለክትሮኒክስ አቅሑት ቢሮ ሕትመት ዕጥቂ ስፖርት መለዋወጢ አቁሑት መኪና ጎማን ካላማደርያን መኪናን መለዋወጢ አቁሑት ሞተር ሳይክልን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 8, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ወልቃይት ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ወርዒ ለከ ንአገልግሎት ኣብያተ ፅሕፈት እታ ወረዳ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ኣቅሑት ፅሕፈት : መሳርሒ ኣቅሑት ፅሬት : ኣቅሑት ቢሮ : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን ከምእዉን መለዋወጢ ኣቅሑትን ጎማን ተሽከርከርቲን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድይ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 4, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ወርዒ ለኸ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓብይ ዓዲ አብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ጥሙር ዕድጊት ንከተማ ዓብይ ዓዲ ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ኣቅሑት ፈርኒቸር : ኣቅሑት ፅሬትን : ስፖርት ዕጥቅን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ:ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 9, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓ/ዓዲ ተወሳኺ ኣንብብ
ዕደጋ ፋይናንስ ምምሕዳር ንብረትን ኮሌጅ ሕርሻ ሽረ እንዳስላሴ ብርክት ዝበሉ መሳርሒ ፅሕፈት : ኤሌክትሮኒክስ : ቢሮ ኣቅሑት : መሳርሒ ፅሬት : ናዉቲ ትምህርቲ : ናዉቲ ሕርሽ: መስርሒ እንስሳት መድሓኒትን :ላብራቶሪ ኣቅሑት:መሳርሒ ህንፃን ወዘተ ዝብሉ ንብረታት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ክሰርሕን ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጳጉሜን 2, 2010 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሽረ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ መረብ ለኸ ኣብ ወረዱ ንዘለዋ አብያት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ኣናእሽተይ ናዉቲ ቢሮ : ኣቁሑ ፅሬትን : ኤሌክትሮኒክስን : ሕትመት : ናይ ጉልበት ፅገና ጋርጅ ኣናእሽተይ መኪና : መለዋወጢ ኣቅሑት ባትሪን ጎማን መኪና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከዕድግን ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 1, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መረብ ለኸ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ መረብ ለኸ ኣብ ወረዱ ንዘለዋ አብያት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ኣናእሽተይ ናይ ኣቁሑት ቢሮ : ኣቁሑ ፅሬትን : ኤሌክትሮኒክስን : ናይ ሕትመት ስራሕትን : መለዋወጢ አቁሑት ጎማ ባትርን መኪና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከዕድግን ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 9, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መረብ ለኸ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ወረዳ ኣፅቢ ወንበርታ ኣብ 2011 ዓም መሳርሒ ፅሕፈት: አቁሑት ቢሮ: መለዋወጢ አቁሑት መኪና :መለዋወጢ አቁሑት ሞተር ሳይክልን: ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 3, 2011 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኣፅቢ ወንበርታ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፈሮም ኣብ 2011 ዓም በጀት ዓመት ናይ 1ይ ፍርቂ ዓመት ዝተፈለላለዮ ዓይነት ናይ ፅሕፈት :ፅሬት: ኤለክትሮኒክስ : ኮምፒተራትን ናይ ቀዋሚ ናይ ቢሮ አቁሑት :ሞተር ሳይክል መለዋወጢ አቁሑት መኪናን ሕትመታትን ከምአዉን ዝተፈላለዮ ዓይነት መሳርሕን ዕጥቅታትን ሳይክልን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ከሕትምን ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 3, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኣሕፈሮም ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ መኮኒ ንዓማዉል ንመስመር መስፍሕፋሕን ንዓማዊልና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ማይ ናዉቲ ማለት ትቦታት : መጋጣጠምን: ፓምፕ : መካኒካል ኣቅሑት : ስቴሽነሪ : መቀያየሪ : ናይ ፅሬት ኣቅሑት : ናይ ቢሮ ኣቅሑት : ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ አጫሪቱ ክገዝእ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጳጉሜን 3, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መኮኒ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ፀለምቲ ንዝተፋለዩ ኣብያተ ዕዩ ዝዉዕል ኣገልግሎት ዝዉዕል ብመደበኛ መንግስታዊ በጀትን ብገበርቲ ሰናይ በጀትን መሳርሒ ፅሕፈት : ኤሌክትሮኒክስ : ጎማ መኪናን ባትሪን : መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና : ኣቅሑት ቢሮን : ስራሕቲ ሕትመትን ክዕድግን ከስርሕን ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 30, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ፀለምቲ ተወሳኺ ኣንብብ