ኮሚሽን ስነ-ምግባር ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ንበጀት ዓመት 2011 ዝ/ዩ ቀወምቲ ንብረት /ፈርኒቸር/ ተሽከርካሪ ወንበር፣ ማናጀሪያል ሌዘር ተሽከርካሪ ወንበር፣ ኦፊስ ሸልፍ፣ ኤልሼፕ ጠረጴዛ፣ ጠረጴዛ በዓል ሓደ ተስሓቢ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ:: ስለዚ እቲ ዝተጠቐሰ እተማልኡ ክትወዳደሩ ንዕድም::ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 14, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ንበዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝውዕል ፈርኒቸር ከስርሕ ስለዝደለየ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 3, 2011 10:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያ ገ/ሰላሴ ኣስገዶም ዕ/ሓሙስ ናይ ፈርኒቸር/ ቢሮ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 2, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ማለት ኣቅሑት ቢሮ፣ ስራሕቲ ሕትመትን ኣቅሑ ኤሌክትሮኒክስን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 13, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ናዕዴር ዓዴት ኣብ ወረድኡ ዝርከባ ኣብያተ ዕዮ ኣገልግሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት ናይ ኮምፒተርን ተዛመድቲ አቁሑ አቁሑት ቢሮ ናይ ማይ መጋዕዝያ ስራሕቲ አቁሑት መለዋወጢ መኪና አቁሑት ጀነሬተር ዝአመሰሉ ዕድጊት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዘእ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 8, 2011 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ናዕዴር ዓዴት ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሌጅ ሕርሻ ሽረ እንዳስላሴ ብርክት ዝበሉ ናይ ኤሌክትሮኒክስ :ፈርኒቸር ማለትዉን ስራሕቲ ጣዉላ: መሳርሕታት ህንፃ ፣ መሳርሒ ፅሬትን ካልኦትን ብርክት ዝበሉ ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ክሰርሕን ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 2, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሽረ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 23, 2011 10:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኢንስቲትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊሲ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም ንቢሮ ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ኣቅሑትን ኤሌክትሮኒክስን ናይ ቢሮ ኣቅሑትን ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 29, 2011 6:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 15, 2011 10:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ማእከል ቤት ህንፀት ሽረ ደጋፊ እንዳስላሴ ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ንኣቅሑት ፅገና መሳርሒ ህንፃን፣ ንኣቅሑ ኤሌክትሪክ፣ ንኣቅሑ ኮምፒተርን ተዛመድቲ መሽናትን ንኣቅሑት ናውቲ ቢሮ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 25, 2011 3:45 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሽረ ተወሳኺ ኣንብብ