ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ንቤት ፅሕፈት ትምህርቲ ኣገልግሎት ዝውዕል ብናይ ሴፍቲኔት በጀት ና ተምሃሮ ዴስክ ብፕሮፎርማ ምልክታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 20, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ራያ ዓዘቦ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።