ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ሰሜን ምዕራብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ነቲ ቤት ፅሕፈት አገልግሎት ዝዉዕል ጎማ መኪናን ፣ ኣቅሑት ቢሮን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 5, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ሽረ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።