ተዓፅዩ
ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሱ ዓይነት ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ፣ ናይ ፅሕፈት መሳርሕን ፣ ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑት ፣ ዝተፈላለዩ ዓይነታት ጎማን ናይ መኪና ፣ ዝ/ዩ መፃሕፍትን ናይ ቆልዑት ፣ ሞተር ሳይክላት ብጨረታ አወዳዲራ ክትገዝእ ትደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 25, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 26, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ