ተዓፅዩ

ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ UNFPA project ንመቐለ፣ ማይጨዉን ዓድግራትን ሴፍ ግልጋሎት ዝዉዕል፡- - ሪፍረሽመንት / Safty Oadit/ - ናይ ዓበይቲ/ፐ አይተም - ስነ ልቦና ፅ/መሳርሒ - ናይ ዓበይቲ ምግቢ - ናይ መድሓኒት ናዉቲ - ናይ ህፃናት ፐ/አይተም - ናይ ተግባር ዓቕሚ መዕበይ ማተሪያል ናይ ፅሬት ፅሬት - ናይ ህፃናት ምግቢ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲራ ክትዕድግ ስለዝደለየት

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 9, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 9, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኩሓ ሆስፒታል ንተሓከምቲ ግልጋሎት ዝውዕል መድሓኒት ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 30, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 30, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታኩሓ
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓም ብቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ስብዓ እንደርታ ንኣብያተ ፅሕፈት ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ዝተፈላለየ ሴከተራት ናይ እንስሳት መድሐኒት : ሞተር ሳይክል : ስፔር ፓርትን መለዋወጢ ኣቅሑት : ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 29, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 29, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታወረዳ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ--
ዝወፀሉ መዓልቲ