ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ መቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ንኮሌጅና ተሽከርከርቲ ዕገና ዝውዕሉ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቕሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 15, 2017 11:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 15, 2017 3:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ነሓሰ 12, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ፅገና ተሽከርካሪ ተወሳኺ ኣንብብ : መቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ንኮሌጅና ተሽከርከርቲ ዕገና ዝውዕሉ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቕሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳይሬክተር ፅ/ን/ምም/ርን ኣብ በጀት ዓመት 2018 ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ግልጋሎት ናይ ቁልፍን ፈርኒቸርን ፅገና ናይ ሞያ /ጉልበት/ ዋጋ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሳብ ታሕሳስ 30/2018 ዓ/ም ዉዕል ብምእሳር ክግልገል ስለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 22, 2017 11:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 22, 2017 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ነሓሰ 12, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት ተወሳኺ ኣንብብ : ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳይሬክተር ፅ/ን/ምም/ርን ኣብ በጀት ዓመት 2018 ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ግልጋሎት ናይ ቁልፍን ፈርኒቸርን ፅገና ናይ ሞያ /ጉልበት/ ዋጋ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሳብ ታሕሳስ 30/2018 ዓ/ም ዉዕል ብምእሳር ክግልገል ስለዝደለየ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞበ ማእከል ናይቲ ቤት ፅሕፈት አገልግሎት እናሃባ ዝርከባ መካይን ንሰብ ሞያ ጋራጅ ናይ ጉልበት ዋጋ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ንበጀት ዓመት 2018 ዓም ከፀግን ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 23, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 23, 2017 4:00 ቅ/ሰዓትቦታወረዳታት ዞባታትንናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00ዝወፀሉ መዓልቲ ቀዳም ነሓሰ 10, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ፅገና ተሽከርካሪ ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞበ ማእከል ናይቲ ቤት ፅሕፈት አገልግሎት እናሃባ ዝርከባ መካይን ንሰብ ሞያ ጋራጅ ናይ ጉልበት ዋጋ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ንበጀት ዓመት 2018 ዓም ከፀግን ይደሊ
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ ፈርንቸር ኣቁሑት ግልጋሎት ፅገና ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 2, 2017 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 3, 2017 9:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ሓምለ 30, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት ተወሳኺ ኣንብብ : ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ ፈርንቸር ኣቁሑት ግልጋሎት ፅገና ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ቢሮ ትራንስፖርትን መራኸብን ክልል ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ናውቲ ፅገና ግልጋሎት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 24, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 24, 2017 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ሓምለ 21, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን ተወሳኺ ኣንብብ : ቢሮ ትራንስፖርትን መራኸብን ክልል ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ናውቲ ፅገና ግልጋሎት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳይሬክተር ዕ/ን/ምም/ርን ኣብ በጀት ዓመት 2018 ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ግልጋሎት ናይ ቁልፍን ፈርኒቸርን ፅገና ናይ ሞያ /ጉልበት/ ዋጋ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሳብ ታሕሳስ 30/2018 ዓ/ም ዉዕል ብምእሳር ክግልገል ስለዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 28, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 28, 2017 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ሓምለ 18, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት ተወሳኺ ኣንብብ : ዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳይሬክተር ዕ/ን/ምም/ርን ኣብ በጀት ዓመት 2018 ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ግልጋሎት ናይ ቁልፍን ፈርኒቸርን ፅገና ናይ ሞያ /ጉልበት/ ዋጋ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሳብ ታሕሳስ 30/2018 ዓ/ም ዉዕል ብምእሳር ክግልገል ስለዝደለየ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ናይ ከተማ ሸራሮ ማያኒ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዳይሬክተር ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ናይ በጀት ዓመት 2018 ዓም ንናይ ሆስፒታልና ሰራሕተኛታት መመላለሲት እትውዕል ግልጋሎት ክራይ ሰርቪስ መኪና ግልጋሎት ክራይ ፅዕነት መኪና ብተወሳኪ ውን ንናይ ሆስፒታልና ንዘለዋና ኣናእሽተይ መካይን ፀገና ጋራጅን ብግልፂ ጨረታአወዳዲሩ ክካረይን/ክዕድግ ሰለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 28, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 28, 2017 3:30 ቅ/ሰዓትቦታሽራሮናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ሓምለ 11, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ፅገና ተሽከርካሪመኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎት ተወሳኺ ኣንብብ : ናይ ከተማ ሸራሮ ማያኒ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዳይሬክተር ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ናይ በጀት ዓመት 2018 ዓም ንናይ ሆስፒታልና ሰራሕተኛታት መመላለሲት እትውዕል ግልጋሎት ክራይ ሰርቪስ መኪና ግልጋሎት ክራይ ፅዕነት መኪና ብተወሳኪ ውን ንናይ ሆስፒታልና ንዘለዋና ኣናእሽተይ መካይን ፀገና ጋራጅን ብግልፂ ጨረታአወዳዲሩ ክካረይን/ክዕድግ ሰለዝደለየ
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ኮምፒተርን ተዛምድቲን ኣቑሑት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ናይ ፅገና ግልጋሎት ንምግባር ምስ ስዓራይ ሓደ ዓመት ውዕሊ ብምእሳር ከስርሕ ይደሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 21, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 21, 2017 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ሓምለ 17, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት ተወሳኺ ኣንብብ : ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ኮምፒተርን ተዛምድቲን ኣቑሑት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ናይ ፅገና ግልጋሎት ንምግባር ምስ ስዓራይ ሓደ ዓመት ውዕሊ ብምእሳር ከስርሕ ይደሊ፡፡
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር አቑሑት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ምስ ስዓራይ ናይ ዓመት ውዕሊ ብምእሳር ከፀግን ይደሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 21, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 21, 2017 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ሓምለ 17, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት ተወሳኺ ኣንብብ : ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር አቑሑት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ምስ ስዓራይ ናይ ዓመት ውዕሊ ብምእሳር ከፀግን ይደሊ፡፡
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ኢንተርፕራይዝ ዘርኢ ትግራይ ቀፂሉ ዘሎ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑት ብፕሮፎርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።በዚ መሰረት ፦ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 22, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 22, 2017 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ሓምለ 17, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት ተወሳኺ ኣንብብ : ኢንተርፕራይዝ ዘርኢ ትግራይ ቀፂሉ ዘሎ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑት ብፕሮፎርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።በዚ መሰረት ፦