በዓል መዚ ሓለዋ ከባብን ለውጢ ነባሪ አየርን ክልል ትግራይ አብ ናይ በጀት ዓመት 2017 ዓ/ም ናይዚ ትካል ዘለዋ ዝተበላሸዋ Office Machine ብፕሮፎርማ ምልክታ አወዳዲሩ ውዕሊ አሲሩ ከፀግን ስለ ዝደለየ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 4, 2017 03:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።