ተዓፅዩ
ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም ፋይናንስ ወረዳ ራያ ዓዘቦ ንቤት ፅሕፈትና ብናይ መደበና በጀት ግልፅ ጨረታ ኣወዳዲሩ ፈርንቸር/ ናይ ብሮ ኣቅሕት ክገዝእ ስለ ዝደለየ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 4, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 4, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ20,000.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።