ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ዝውዕሉ ናውቲ ፈርንቸር ዝምልከቶም ትካላት ብምውድዳር ብፕሮፎርማ ክዕድግ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 6, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 7, 2018 9:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ጥሪ 4, 2018 ( ቅድሚ 10 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ዝውዕሉ ናውቲ ፈርንቸር ዝምልከቶም ትካላት ብምውድዳር ብፕሮፎርማ ክዕድግ ይደሊ።
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም ፋይናንስ ወረዳ ራያ ዓዘቦ ንቤት ፅሕፈትና ብናይ መደበና በጀት ግልፅ ጨረታ ኣወዳዲሩ ፈርንቸር/ ናይ ብሮ ኣቅሕት ክገዝእ ስለ ዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 4, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 4, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ20,000.00ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ታሕሳስ 24, 2018 ( ቅድሚ 10 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም ፋይናንስ ወረዳ ራያ ዓዘቦ ንቤት ፅሕፈትና ብናይ መደበና በጀት ግልፅ ጨረታ ኣወዳዲሩ ፈርንቸር/ ናይ ብሮ ኣቅሕት ክገዝእ ስለ ዝደለየ
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ቢሮ ማይን ኢነርጂን ክልል ትግራይ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተገሊፆም ዘለው ናይ ፈርንቸር አቑሑት ብናይ ኮ-ዋሽ በጀት ዝኸፈል ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 24, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 24, 2018 3:10 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ታሕሳስ 21, 2018 ( ቅድሚ 10 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቢሮ ማይን ኢነርጂን ክልል ትግራይ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተገሊፆም ዘለው ናይ ፈርንቸር አቑሑት ብናይ ኮ-ዋሽ በጀት ዝኸፈል ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቤት መዘጋጃ መቐለ ንፅሬት ዝዉዕል ተሽከርከርቲን ማሽነሪን : ፈርኒቸርን ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ የደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 25, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 25, 2018 3:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋንተሽከርከርቲን ማሽነሪን ሰነድ መግዝኢ 50000 : ንፈርኒቸርን 200000 ቅርሺናይ ደኩመንት ዋጋንተሽከርከርቲን ማሽነሪን ሰነድ መግዝኢ 1000 : ንፈርኒቸርን 300 ቅርሺዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ታሕሳስ 9, 2018 ( ቅድሚ 10 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት መዘጋጃ መቐለ ንፅሬት ዝዉዕል ተሽከርከርቲን ማሽነሪን : ፈርኒቸርን ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ የደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ወረዳ ስቡሓ ሳዕሲዕን ቤት ፍርድን ከተማ ዕ/ሓሙስ ቤት ፍርድን ን2018 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝውዕሉ ንብረታት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑታት፣ሕትመት መሳርሒ ኣቑሑታት፣ ፅሬት መሳርሒ ኣቑሑታት፣ካልኦት ኣናእሽተይ መሳርሒ ኣቑሑታት ፣ ኤሌክትሮኒክስን ፈርኒቸርን ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 1, 2018 7:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 1, 2018 7:40 ቅ/ሰዓትቦታሳዕሲዕ ፃዕዳ እምባናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋብቢ ሎቱ ይፈላለናይ ደኩመንት ዋጋ10.00ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ታሕሳስ 15, 2018 ( ቅድሚ 10 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ወረዳ ስቡሓ ሳዕሲዕን ቤት ፍርድን ከተማ ዕ/ሓሙስ ቤት ፍርድን ን2018 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝውዕሉ ንብረታት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑታት፣ሕትመት መሳርሒ ኣቑሑታት፣ ፅሬት መሳርሒ ኣቑሑታት፣ካልኦት ኣናእሽተይ መሳርሒ ኣቑሑታት ፣ ኤሌክትሮኒክስን ፈርኒቸርን ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንግልጋሎት ቤት ፅሕፈት ዝውዕል ናይ ፈርኒቸር (Furniture) አቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 15, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 16, 2018 9:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ታሕሳስ 13, 2018 ( ቅድሚ 10 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንግልጋሎት ቤት ፅሕፈት ዝውዕል ናይ ፈርኒቸር (Furniture) አቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ UNICEF funded project ግልጋሎት ዝውዕል furniture ብግልፂ ጨረታ አወዳዲራ ዉዕሊ ኣሲራ ክትዕድግ ስለዝደለየትዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 16, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 16, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ታሕሳስ 8, 2018 ( ቅድሚ 11 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ UNICEF funded project ግልጋሎት ዝውዕል furniture ብግልፂ ጨረታ አወዳዲራ ዉዕሊ ኣሲራ ክትዕድግ ስለዝደለየት
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ናይ ፈርንቸር ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 23, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 23, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ50,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ታሕሳስ 9, 2018 ( ቅድሚ 10 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ናይ ፈርንቸር ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ዝውዕል ናይ ፈርኒቸር አቅሑት (Furniture Materials) ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 15, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 16, 2018 9:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ15,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ታሕሳስ 6, 2018 ( ቅድሚ 11 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ዝውዕል ናይ ፈርኒቸር አቅሑት (Furniture Materials) ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቐዳማይ ወያነ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለው ናይ ፈርኒቸር ንብረታት ብፐርፎርማ መሰረት ኣወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 11, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 11, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ሕዳር 30, 2018 ( ቅድሚ 11 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቐዳማይ ወያነ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለው ናይ ፈርኒቸር ንብረታት ብፐርፎርማ መሰረት ኣወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ።