ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ነዚ ኣብ ታሕቲ ተገሊፁ ዘሎ ናይ ፈርኒቸር አቅሓ ብናይ ተዘዋዋሪ ፈንድ በጀት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ። ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 11, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 11, 2018 3:10 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ መጋቢት 8, 2018 ( ቅድሚ 8 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ነዚ ኣብ ታሕቲ ተገሊፁ ዘሎ ናይ ፈርኒቸር አቅሓ ብናይ ተዘዋዋሪ ፈንድ በጀት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ።
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ማሕበር ልምዓት ትግራይ መደገፊ ዘለዎ ፕላስቲክ ወንበር (Plastic chair) ዝምልከቶም ትካላት ብፕሮፎርማ ብምውድዳር ክዕድግ ይደሊ፡፡ ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 9, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 10, 2018 9:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ መጋቢት 4, 2018 ( ቅድሚ 8 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበር ልምዓት ትግራይ መደገፊ ዘለዎ ፕላስቲክ ወንበር (Plastic chair) ዝምልከቶም ትካላት ብፕሮፎርማ ብምውድዳር ክዕድግ ይደሊ፡፡
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ን2018 ዓም ተባሂሉ ካብ ዝተመደበ በጀት ንቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ቢሮን : ሞተር ሳይክልን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 12, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 12, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋንኣቀሑት በሮ 10000 ቅርሺ : ንሞተርሳይክል 5000 ቅርሺ ናይ ደኩመንት ዋጋ500.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ መጋቢት 3, 2018 ( ቅድሚ 8 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ን2018 ዓም ተባሂሉ ካብ ዝተመደበ በጀት ንቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ቢሮን : ሞተር ሳይክልን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ ኣፅቢ እ ስላሴ ን2018 ዓ/ም በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝውዕሉ ስራሕቲ ጣውላ (ፈሪንቸሪ) ብግልፂ ጨረታ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 15, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 16, 2018 9:00 ቅ/ሰዓትቦታኣፅቢ ወንበርታናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ የካቲት 27, 2018 ( ቅድሚ 8 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ ኣፅቢ እ ስላሴ ን2018 ዓ/ም በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝውዕሉ ስራሕቲ ጣውላ (ፈሪንቸሪ) ብግልፂ ጨረታ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮ ክልል ትግራይ ሎት ሐደ ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ ናይ ቢሮ መገልገሊ ኣቅሑት ማለት እዉን ኦፊስ ፈርንቸር ሎት ክልተ ዘማናዊ ቆፈን ናይ ማዕር መገልገሊ ናዉቲን ሎት ሰለሰተ ናይ እንስሳት መድሓኒት መገልገሊ ናዉትን ሎት ኣርባዕተ ዘርኢ ቀለብ እንስሳ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 10, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 10, 2018 3:35 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ--ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ የካቲት 26, 2018 ( ቅድሚ 8 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮ ክልል ትግራይ ሎት ሐደ ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ ናይ ቢሮ መገልገሊ ኣቅሑት ማለት እዉን ኦፊስ ፈርንቸር ሎት ክልተ ዘማናዊ ቆፈን ናይ ማዕር መገልገሊ ናዉቲን ሎት ሰለሰተ ናይ እንስሳት መድሓኒት መገልገሊ ናዉትን ሎት ኣርባዕተ ዘርኢ ቀለብ እንስሳ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ዕቛርን ልቓሕን ሚዛን ንበጀት ዓመት 2017 ግልጋሎት ዝውዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ቀወምቲ ንብረት (Furniture)ን ቀዋሚ ንብረት (Electronics) ኣቑሑትን ኣወዳዲራ ክትዕድግ ትደሊ። ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 21, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 21, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ20,000.00 ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ የካቲት 18, 2018 ( ቅድሚ 8 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ዕቛርን ልቓሕን ሚዛን ንበጀት ዓመት 2017 ግልጋሎት ዝውዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ቀወምቲ ንብረት (Furniture)ን ቀዋሚ ንብረት (Electronics) ኣቑሑትን ኣወዳዲራ ክትዕድግ ትደሊ።
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ካብ SLMP በጀት ዝከፈለ ብቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ከይዲ ስራሕ ሃፍቲ ተፈጥሮን እንስሳን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ አገልግሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ዕድጊታት ናይ እፅዋት ዘርኢ ኣትክልትን ፍራምረን :ኣቅሑት ቢሮን ገዛን : ናዉቲ ሕርሻ : ናይ ደርሁን ኣዕዋፍትን ናይ እንስሳ ቀለብ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 28, 2018 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 28, 2018 5:30 ቅ/ሰዓትቦታታሕታይ ኣድያቦናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋእፅዋት ዘርኢ ኣትክልን ፍራፍረን ተጫረቲ 15100 : ኣቅሑት ቢሮን ገዛን 3100 : ናይ ደርሆን ኣዕዋፍን : 3100 ንቀለብ እንስሳ 3100ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ የካቲት 16, 2018 ( ቅድሚ 8 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ካብ SLMP በጀት ዝከፈለ ብቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ከይዲ ስራሕ ሃፍቲ ተፈጥሮን እንስሳን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ አገልግሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ዕድጊታት ናይ እፅዋት ዘርኢ ኣትክልትን ፍራምረን :ኣቅሑት ቢሮን ገዛን : ናዉቲ ሕርሻ : ናይ ደርሁን ኣዕዋፍትን ናይ እንስሳ ቀለብ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ ቢሮ ኣቑሑት (Office Furnucher) ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከዕድግ ስለ ዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 13, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 13, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ የካቲት 10, 2018 ( ቅድሚ 8 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ ቢሮ ኣቑሑት (Office Furnucher) ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከዕድግ ስለ ዝደለየ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ኣፅቢ እንዳስሰላሴ ነዚ ስዒቡ ዘሎ ንብረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 13, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 13, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታAtsbiናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋሀ ዝተዘርዘሩ 5000 ቅርሺ : ኣብ ለን ሐን ዘለዉ ድማ 25000 ቅርሺ ናይ ደኩመንት ዋጋ1,500.00ዝወፀሉ መዓልቲ ቀዳም የካቲት 7, 2018 ( ቅድሚ 9 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ኣፅቢ እንዳስሰላሴ ነዚ ስዒቡ ዘሎ ንብረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ሚዛን ዕቛርን ልቓሕን መሰረታዊ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ን2018 ዓ/ም ግልጋሎት ዝዉዕል ናውቲ ሕትመትን ቀዋሚ ንብረትን ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 14, 2018 10:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 14, 2018 10:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ቀዳም የካቲት 7, 2018 ( ቅድሚ 9 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ሚዛን ዕቛርን ልቓሕን መሰረታዊ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ን2018 ዓ/ም ግልጋሎት ዝዉዕል ናውቲ ሕትመትን ቀዋሚ ንብረትን ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ