ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ ተሓባበሪ ቢሮ ከልል ትግራይ ናዊቲ ኣብያተ ት/ቲ (Furniture materials ኣወዳዲሩ ክፅግን ስለዝደለየ፦ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 11, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 12, 2018 9:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ጉንበት 7, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ ተሓባበሪ ቢሮ ከልል ትግራይ ናዊቲ ኣብያተ ት/ቲ (Furniture materials ኣወዳዲሩ ክፅግን ስለዝደለየ፦
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንዝተፋላለያ ኣብያተ ፅሕፈታት ምም/ር ከተማ መቐለ ግልጋሎታት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ዓይነት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ናይ ፅሬት ኣቁሑት : ናይ ኤለክትሮኒክስ ፈርንቸርን ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲርና ዕድጊት ክንፍፅም ንደሊ። ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 21, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 21, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋብቢ ሎቱ ይፈላለናይ ደኩመንት ዋጋ500.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ጉንበት 6, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንዝተፋላለያ ኣብያተ ፅሕፈታት ምም/ር ከተማ መቐለ ግልጋሎታት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ዓይነት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ናይ ፅሬት ኣቁሑት : ናይ ኤለክትሮኒክስ ፈርንቸርን ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲርና ዕድጊት ክንፍፅም ንደሊ።
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፈሮም ኣብ 2018 ዓም በጀት ኣብ ካልኣይ ፍርቂ ዓመት ካብ ገባሪ ሰናይ ኤንዲፒ ፕሮግራም ብዘተረከበ በጀት ዝተፈላለዩ ዓይነት ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት : ፈርኒቸርን ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 19, 2018 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 19, 2018 8:30 ቅ/ሰዓትቦታኣሕፈሮም ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ40,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ500.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ጉንበት 4, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፈሮም ኣብ 2018 ዓም በጀት ኣብ ካልኣይ ፍርቂ ዓመት ካብ ገባሪ ሰናይ ኤንዲፒ ፕሮግራም ብዘተረከበ በጀት ዝተፈላለዩ ዓይነት ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት : ፈርኒቸርን ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ነዞም ዝስዕቡ ባልዲ ን ሳፋን ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 6, 2018 10:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 6, 2018 3:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ጉንበት 3, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ነዞም ዝስዕቡ ባልዲ ን ሳፋን ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ።
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ኣክሱም ካብ ease project ብዝተረከበ በጀት ን2018 ዓም አገልግሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ :ኣቅሑት ኤሌክትሪክ : ኣቅሑት ቢሮን : መሳርሒ ህንፃን ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ከጫርት ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 11, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 11, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታኣክሱምናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ 20000 ቅርሺ:ኣቅሑት ኤሌክትሪክ 20000 ቅርሺ : ኣቅሑት ቢሮን 20000 ቅርሺ : መሳርሒ ህንፃን 20000 ቅርሺ ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ሚያዝያ 28, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ኣክሱም ካብ ease project ብዝተረከበ በጀት ን2018 ዓም አገልግሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ :ኣቅሑት ኤሌክትሪክ : ኣቅሑት ቢሮን : መሳርሒ ህንፃን ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ከጫርት ይደሊ
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ናዊት ኣብያተ ት/ቲ (Furniture materials) ኣወዳዲሩ ክፅግን ስለዝደለየ፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 19, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 20, 2018 9:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ሚያዝያ 14, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ናዊት ኣብያተ ት/ቲ (Furniture materials) ኣወዳዲሩ ክፅግን ስለዝደለየ፡
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቤት ፅ/ት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓ/ዓዲ ኣብ በጀት 2018ዓ/ም ናይ ዩኒሴፍ ዓለም ለኸ ትካል ገባሪ ስናይ ጡሙር ዕድጊት ንቤት ፅሕፈት ት/ቲን ንኣብያት ት/ቲ ከተማ ዓ/ዓዲ ግልጋሎት ዝውዕል ፍርኒቸር፣ ኤሌትሮኒክስ ፣ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 16, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 16, 2018 4:40 ቅ/ሰዓትቦታዓ/ዓዲናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋበቢ ሎቱ ይፈላለ ዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ሚያዝያ 1, 2018 ( ቅድሚ 7 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅ/ት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓ/ዓዲ ኣብ በጀት 2018ዓ/ም ናይ ዩኒሴፍ ዓለም ለኸ ትካል ገባሪ ስናይ ጡሙር ዕድጊት ንቤት ፅሕፈት ት/ቲን ንኣብያት ት/ቲ ከተማ ዓ/ዓዲ ግልጋሎት ዝውዕል ፍርኒቸር፣ ኤሌትሮኒክስ ፣ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ አብ 2018 ዓም በጀት ዓመት ዝተፈላለየ ኣቅሑት ማለት ዝተፈላለዩ ናይ ገዛ ኣቅሑትን: ፈርኒቸርን ኣቅሑት : ኤሌክትሮኒክስ : ናይ ገዛ ደቀቅቲ ኣቀሑት : ናይ ዓራት ግልጋሎት ዝወዕል ኣቅሑት ማለት ኮበርታ በዓል 4.5 ኪሎ ግራም: አንሶላ : ፍርናሽ በዓል 180 ናይ ዓራት ክዳን ምንፃፍ ማለት እዉን ናይ ዓራት ክዳን ምንፃፍን ኮንፈርትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 13, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 14, 2018 3:00 ደ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋናይ ገዛ ኣቅሑትን: ፈርኒቸርን: ኣቅሑት : ኤሌክትሮኒክስ 10 000 ቅርሺ : ነብስወከፍ ናይ ገዛ ኣቀሑት 2500 : ናይ ዓራት ግልጋሎት ዝወዕል ኣቅሑት ማለት ኮበርታ በዓል 4.5 ኪሎ ግራም: አንሶላ : ፍርናሽ በዓል 180 ናይ ዓራት ክዳን ማለት ምንፃፍ ኮንፈርትን 5000 ቅርሺናይ ደኩመንት ዋጋ100.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ መጋቢት 29, 2018 ( ቅድሚ 7 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ አብ 2018 ዓም በጀት ዓመት ዝተፈላለየ ኣቅሑት ማለት ዝተፈላለዩ ናይ ገዛ ኣቅሑትን: ፈርኒቸርን ኣቅሑት : ኤሌክትሮኒክስ : ናይ ገዛ ደቀቅቲ ኣቀሑት : ናይ ዓራት ግልጋሎት ዝወዕል ኣቅሑት ማለት ኮበርታ በዓል 4.5 ኪሎ ግራም: አንሶላ : ፍርናሽ በዓል 180 ናይ ዓራት ክዳን ምንፃፍ ማለት እዉን ናይ ዓራት ክዳን ምንፃፍን ኮንፈርትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ኣብ 2018 በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ኣቑሕት ምድብ-1/ LoT‐ዝተፈላላየ ናይ ገዛ ኣቑሑትን ፣ፈርንቸር ፣ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑትን ገዛ ናይ ገዛ ደቐቂት ኣቁሑት 1 ናይ ዓራት ግልጋሎት ዝውዕሊ ኣቑሑት ከበርታ በዓል 4.5 ኪ/ግራይ፣ኣንሶላ፣ፍርናሽ በዓል 180 ፣ናይ ዓራት ክዳን (ምንፃፍ)ኮንፈርትን እዚ ንብረት ምስ ኣሽነፋ ናብ ቢሮ ሓላፊ ዝተካረዮ መንበረ ገዛ ኣብ መቐለ ኸይኑ ብና በዓሉ ትራንስፖርት ዘብፅሕ ይኸውን፣-ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 13, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 14, 2018 9:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋብቢ ሎቱ ይፈላለናይ ደኩመንት ዋጋ100.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ መጋቢት 29, 2018 ( ቅድሚ 7 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ኣብ 2018 በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ኣቑሕት ምድብ-1/ LoT‐ዝተፈላላየ ናይ ገዛ ኣቑሑትን ፣ፈርንቸር ፣ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑትን ገዛ ናይ ገዛ ደቐቂት ኣቁሑት 1 ናይ ዓራት ግልጋሎት ዝውዕሊ ኣቑሑት ከበርታ በዓል 4.5 ኪ/ግራይ፣ኣንሶላ፣ፍርናሽ በዓል 180 ፣ናይ ዓራት ክዳን (ምንፃፍ)ኮንፈርትን እዚ ንብረት ምስ ኣሽነፋ ናብ ቢሮ ሓላፊ ዝተካረዮ መንበረ ገዛ ኣብ መቐለ ኸይኑ ብና በዓሉ ትራንስፖርት ዘብፅሕ ይኸውን፣-
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ናይ ገዛ ኣቕሑት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 13, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 13, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ መጋቢት 28, 2018 ( ቅድሚ 7 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ናይ ገዛ ኣቕሑት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።