ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ትካል ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ስልጠናን ሃ/ሰላም ናይ 2017 ዓ/ም በጀት ዓመት ሎት 1. እስተሽነሪን፣ ኤሌክትሮኒክስን ሎት 2. ኮንስትራክሽን፣ ፈረንቸርን፣ ጀነሬተርን ሎት 3. ፅሬትን፣ ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ ዕድጊት ክንፍፅም ስለ ዝደለና ዝዕፀወሉ መዓልቲ ኣይገልፅን ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንኣይገልፅንቦታሃገረ ሰላምዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ሚያዝያ 24, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ትካል ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ስልጠናን ሃ/ሰላም ናይ 2017 ዓ/ም በጀት ዓመት ሎት 1. እስተሽነሪን፣ ኤሌክትሮኒክስን ሎት 2. ኮንስትራክሽን፣ ፈረንቸርን፣ ጀነሬተርን ሎት 3. ፅሬትን፣ ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ ዕድጊት ክንፍፅም ስለ ዝደለና
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኣላማጣ ንሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ብመደበኛ በጅት መሳርሒ ፅሕፈት: ኤሌክትሮኒክስ: ናይ ፅሬት ኣቅሑት: ናይ ቢሮ ኣቅሑት: መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና: መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 15, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 15, 2017 4:00 ቅ/ሰዓትቦታኣላማጣናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋሳርሒ ፅሕፈት: ኤሌክትሮኒክስ: ናይ ቢሮ ኣቅሑት: መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና: መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል 7000 ቅርሺ : ናይ ፅሬት ኣቅሑት 1000 ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ሚያዝያ 23, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኣላማጣ ንሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ብመደበኛ በጅት መሳርሒ ፅሕፈት: ኤሌክትሮኒክስ: ናይ ፅሬት ኣቅሑት: ናይ ቢሮ ኣቅሑት: መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና: መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ን2017 ዓም በጀት ዓመት አገልግሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ፅሕፈት መሳርሒ ፡ ናይ ፅሬት ኣቅሑት ፡ ናይ መኪና ዘይትን ቅብኣትን ፡ ፈርኒቸር ኣከሰሰሪን ፡ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብክልላዊ ግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 5, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 5, 2017 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ--ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ሚያዝያ 21, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ን2017 ዓም በጀት ዓመት አገልግሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ፅሕፈት መሳርሒ ፡ ናይ ፅሬት ኣቅሑት ፡ ናይ መኪና ዘይትን ቅብኣትን ፡ ፈርኒቸር ኣከሰሰሪን ፡ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብክልላዊ ግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ወልቃይት አብ 2017 በጀት ዓመት ካብ መደበኛ ብዝተረከበ በጀት ኣብ ወረዱ ዝረከባ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ምድብ ሐደ መሳርሒ ፅሕፈት : ሎት ክልተ ኣቅሑት ኣሌክተሮኒክስ : ሎት ሰለሰት ኣቅሑት ፅሬት : ሎት ኣርባዕተ ኣቀሑት ቢሮ ማለት እዉን ፈርኒቸር : ሎት ሓሙሽተ ሞተር ሳይክልን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 5, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 5, 2017 4:30 ቅ/ሰዓትቦታወልቃይትናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋንመሳርሒ ፅሕፈት 10000 : ንኣቅሑት ንኤሌክትሮኒክስ 4000 ቅርሺ : ንኣቅሑት ፅሬትን ብነፃ : ፈርኒቸርን ብነፃ : ንኣቅሑት ሞተር ሳይክል 4000 ቅርሺ ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ሚያዝያ 20, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ወልቃይት አብ 2017 በጀት ዓመት ካብ መደበኛ ብዝተረከበ በጀት ኣብ ወረዱ ዝረከባ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ምድብ ሐደ መሳርሒ ፅሕፈት : ሎት ክልተ ኣቅሑት ኣሌክተሮኒክስ : ሎት ሰለሰት ኣቅሑት ፅሬት : ሎት ኣርባዕተ ኣቀሑት ቢሮ ማለት እዉን ፈርኒቸር : ሎት ሓሙሽተ ሞተር ሳይክልን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቤት መዘጋጃ ከተማ ሸራሮ ከይዲ ስራሕ በጀት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ንካልኣይ ዙር ንናይ ቤት ፅሕፈት መዘጋጃ ከተማ ሸራሮ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳርን ካዳሰርት ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ : ደቀቅቲ መሳርሒታት :ተሽከርከርትን : ኤሌክትሮኒክስ :ቀዋሚ ንብረትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 28, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 28, 2017 4:30 ቅ/ሰዓትቦታሽራሮናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋንኤሌክትሮኒክስ : ተሽከርክርቲን ነንሕድሕድ 18000 : ንፅሕፈት መሳርሒ 16000 : ንቀዋሚ ንብረት 15000 : ንደቀቅቲ መሳርሒ 3000 ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ሚያዝያ 16, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት መዘጋጃ ከተማ ሸራሮ ከይዲ ስራሕ በጀት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ንካልኣይ ዙር ንናይ ቤት ፅሕፈት መዘጋጃ ከተማ ሸራሮ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳርን ካዳሰርት ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ : ደቀቅቲ መሳርሒታት :ተሽከርከርትን : ኤሌክትሮኒክስ :ቀዋሚ ንብረትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ክፍለ ከተማ ኲሓ ንዝተፈላለያ ኣብያተ ፅሕፈት ክ/ከተማና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ቢሮ ኣቑሑተ ፅሕፈት መሳርሒ፣ኤሌትሮኒክስ፣ ፈርንቸርን ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ::ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 24, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 24, 2017 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ሚያዝያ 15, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ክፍለ ከተማ ኲሓ ንዝተፈላለያ ኣብያተ ፅሕፈት ክ/ከተማና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ቢሮ ኣቑሑተ ፅሕፈት መሳርሒ፣ኤሌትሮኒክስ፣ ፈርንቸርን ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ::
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ሐወልቲ ኣክሱም ን 2017 ዓም ንከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕል ቀዋሚ ንብረት ናዉቲ ፅሬት ኣቅሑት : ናይ ፅሕፈት መሰርሒ: ኤሌክትሮኒክስ : ስራሕቲ ሓፂን መፂን መሳርሒ : ናይ ሳኒተሪ ኣቅሑት :ናይ ጨረቃ መርቂ መሳርሒ: ናዉቲ አዉቶሞቲቨን መለዋወጢ መኪናን ስፔርን: ናይ ሳይክልን ሞተር ሳይክልን መለዋወጢ ኣቅሑት ካብ ሕጋዊያን መቅረብቲ ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 15, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 15, 2017 3:30 ቅ/ሰዓትቦታኣክሱምናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ሚያዝያ 1, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ሐወልቲ ኣክሱም ን 2017 ዓም ንከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕል ቀዋሚ ንብረት ናዉቲ ፅሬት ኣቅሑት : ናይ ፅሕፈት መሰርሒ: ኤሌክትሮኒክስ : ስራሕቲ ሓፂን መፂን መሳርሒ : ናይ ሳኒተሪ ኣቅሑት :ናይ ጨረቃ መርቂ መሳርሒ: ናዉቲ አዉቶሞቲቨን መለዋወጢ መኪናን ስፔርን: ናይ ሳይክልን ሞተር ሳይክልን መለዋወጢ ኣቅሑት ካብ ሕጋዊያን መቅረብቲ ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቢሮ ፋይናንስ ምትሕብባር ሃፍትን ንዳ/ዳ/ምትሕብባር ሃፍቲ ወፃኢ ካብ /Climate Resilient Green Economy – CRGE/ በጀት ዝክፈል ናይ ፈርኒቸር ኣቑሑት ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 26, 2017 10:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 26, 2017 3:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ መጋቢት 23, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ቢሮ ፋይናንስ ምትሕብባር ሃፍትን ንዳ/ዳ/ምትሕብባር ሃፍቲ ወፃኢ ካብ /Climate Resilient Green Economy – CRGE/ በጀት ዝክፈል ናይ ፈርኒቸር ኣቑሑት ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ መቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ማለት እውን ናይ መኪና መለዋወጢ እቕሑት ፣ ናይ ኤሌክትሪክ እቕሑት ፣ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት ፣ ናይ ቢሮ ኣቕሑት /ፈርኒቸር ፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቕሑትን ፣ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቕሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 10, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 10, 2017 3:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋብቢ ሎቱ ይፈላለናይ ደኩመንት ዋጋ300.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ መጋቢት 18, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : መቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ማለት እውን ናይ መኪና መለዋወጢ እቕሑት ፣ ናይ ኤሌክትሪክ እቕሑት ፣ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት ፣ ናይ ቢሮ ኣቕሑት /ፈርኒቸር ፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቕሑትን ፣ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቕሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ አብ 2017 ዓም በጀት ዓመት ዝተፈላለየ ፈርኒቸር : ናይ መኪና ጎማ : መፀባበቂ ኣቅሑት ብብርኪ ክልል ትግራይ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 1, 2017 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 1, 2017 8:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ መጋቢት 18, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ አብ 2017 ዓም በጀት ዓመት ዝተፈላለየ ፈርኒቸር : ናይ መኪና ጎማ : መፀባበቂ ኣቅሑት ብብርኪ ክልል ትግራይ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ