ወረዳ ስ/ሳዕሲዕ ቤት ፍርድን ከተማ ዕ/ሓሙስ ቤት ፍርድን ን2017 ዓ/ም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝተፋላለዩ ናይ ቢሮ አቑሑታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 5, 2017 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ዕዳጋ ሓሙስ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።