ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ ቤት ፍርዲ ን2017 ዓም በጀት ዓመት ንወረዳ ፅራእ ቤት ፍርድን ወረዳ ገርዓልታ ቤት ፍርድን ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስን ፈርኒቸርን ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 2, 2017 6:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ክልተ ኣዉላዕሎ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።