ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ዳይሬክተር ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ርምም/ርን ንፕረስ ሴክሬታርያትን ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፈርኒቸር ኣቕሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 19, 2017 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 19, 2017 2:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ሰነ 16, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ዳይሬክተር ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ርምም/ርን ንፕረስ ሴክሬታርያትን ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፈርኒቸር ኣቕሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ዝውዕል ናውቲ ቢሮ (Furniture) ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 26, 2017 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 27, 2017 9:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00 ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ሰነ 16, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ዝውዕል ናውቲ ቢሮ (Furniture) ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይ ን2017 በጀት ዓመት ናይ ፅርየት ኣቕሑ መሳርሒ፡ሃለኽቲ ፅሕፈት መሳርሒ፣ዝተፈላለዩ ናይ ቢሮ ኣቕሑ( Furniture)ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 23, 2017 8:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 23, 2017 8:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ቀዳም ሰነ 14, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይ ን2017 በጀት ዓመት ናይ ፅርየት ኣቕሑ መሳርሒ፡ሃለኽቲ ፅሕፈት መሳርሒ፣ዝተፈላለዩ ናይ ቢሮ ኣቕሑ( Furniture)ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ዕሸል ከተማ ራህያ ን2017 ዓም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ኮምፒተርን :ፕሪንተርን : ሞተር ሳይክል : መሳርሒ ፅሕፈት : ናዉቲ ኣቅሑት ቢሮ ማለት ኦፊስ ፈርኒቸር ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 27, 2017 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 27, 2017 9:30 ቅ/ሰዓትቦታወረዳናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋኮምፒተርን ፕሪንተርን 5000 ቅርሺ : ሞተር ሳይክል 15000 : መሳርሒ ፅሕፈት 3000 : ናዉቲ ኦፊስ ፈርኒቸር 5000 ቅርሺናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ቀዳም ሰነ 7, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ዕሸል ከተማ ራህያ ን2017 ዓም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ኮምፒተርን :ፕሪንተርን : ሞተር ሳይክል : መሳርሒ ፅሕፈት : ናዉቲ ኣቅሑት ቢሮ ማለት ኦፊስ ፈርኒቸር ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ንወረዳ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ከምደርሆ : ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ዘመናዊ ቆፈን :ካልኦትን ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 28, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 28, 2017 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋንፅሕፈት መሳርሒን 5000 ብር : ጫቂት ደርሆን 5000 ብር : ንዘመናዊ ቆፎ 15000 ብር : ፈርኒቸር 15000 ብርናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ጉንበት 20, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ንወረዳ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ከምደርሆ : ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ዘመናዊ ቆፈን :ካልኦትን ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ አብ 2017 ዓም በጀት ዓመት ዝተፈላለየ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑትን : ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑትን : ናይ ፅሕፈት ኣቅሑትን : ጎማ ናይ መኪና : ኣቅሑት ሕትመት ብብርኪ ክልል ትግራይ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 28, 2017 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 29, 2017 9:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ጉንበት 14, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ አብ 2017 ዓም በጀት ዓመት ዝተፈላለየ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑትን : ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑትን : ናይ ፅሕፈት ኣቅሑትን : ጎማ ናይ መኪና : ኣቅሑት ሕትመት ብብርኪ ክልል ትግራይ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ምልክታ ምንዋሕ ግልፂ ጨረታ አብ ዋኒኑ ከምዝተገለፀ ዝተፈላለየ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ :ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ :ናዉቲ ፈርኒቸር :ሞተርን ሳይክልን : ናይ ማሽን ኪራይ ስራሕቲ ንከተማ ሽረ እንዳስላሴ ቤት መዘጋጃ አጠቃቅማን ምምሕዳር ምርግጋፅ መሬት ትሕዝቶ ካደስተርን አገልግሎት ዝዉዕል ናዉቲ አቅሑትን ግልጋሎት ማሽን ኪራይ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም በዚ ግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ንብረት ክዕድግን ብማሽን ኪራይ አገልግሎት ክረክብ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 12, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 12, 2017 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ--ናይ ደኩመንት ዋጋ500.00ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ጉንበት 8, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ምልክታ ምንዋሕ ግልፂ ጨረታ አብ ዋኒኑ ከምዝተገለፀ ዝተፈላለየ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ :ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ :ናዉቲ ፈርኒቸር :ሞተርን ሳይክልን : ናይ ማሽን ኪራይ ስራሕቲ ንከተማ ሽረ እንዳስላሴ ቤት መዘጋጃ አጠቃቅማን ምምሕዳር ምርግጋፅ መሬት ትሕዝቶ ካደስተርን አገልግሎት ዝዉዕል ናዉቲ አቅሑትን ግልጋሎት ማሽን ኪራይ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም በዚ ግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ንብረት ክዕድግን ብማሽን ኪራይ አገልግሎት ክረክብ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ፀለምቲ ብናይ 2017 ዓም መደበኛ በጀት ኣብታ ወረዳ ዝርከባ ዝተፈላለየ ኣብያተ ዕዩ አገልግሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ኣቅሑት ቢሮ ማለት እዉን ፈርኒቸር : ኣቅሑት መከና ጎማን ብግልፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 15, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 15, 2017 4:30 ቅ/ሰዓትቦታፀለምቲናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋፅሕፈት 10000 ቅርሺ: ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ 20000 ቅርሺ : ፈርኒቸር 10000 ቅርሺ: ኣቅሑት መከና ጎማን 10000 ቅርሺናይ ደኩመንት ዋጋ100.00ዝወፀሉ መዓልቲ ቀዳም ጉንበት 2, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ፀለምቲ ብናይ 2017 ዓም መደበኛ በጀት ኣብታ ወረዳ ዝርከባ ዝተፈላለየ ኣብያተ ዕዩ አገልግሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ኣቅሑት ቢሮ ማለት እዉን ፈርኒቸር : ኣቅሑት መከና ጎማን ብግልፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ከይዲ ስራሕ ትልሚ በጀት ዕድጋን ንብረት ምምሕዳርን ፋይናንስን ንብረት መዘጋጃ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ አዉራ ከይዲ ስራሕ ምምሕዳር መሬትን ካዳስተርን ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት : ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ : ናዉቲ ፈርኒቸር : ሞተር ሳይክልን : ናይ ማሽን ክራይ ስራሕቲን ብግልፂ ጨረታ አወዳደሪሩ ክዕድግን ግልጋሎት ማሽን ኪራይ ክረክብ ስለዝድለየ ክትወዳደሩ እትክእሉ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 7, 2017 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 8, 2017 9:00 ቅ/ሰዓትቦታሽረናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋመሳርሒ ፅሕፈት 10000 ቅርሺ : ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ 20000 : ናዉቲ ፈርኒቸር 10000 ቅርሺ : ሞተር ሳይክልን 15000 ቅርሺ : ናይ ማሽን ክራይ 120000 ቅርሺናይ ደኩመንት ዋጋ500.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ሚያዝያ 30, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ከይዲ ስራሕ ትልሚ በጀት ዕድጋን ንብረት ምምሕዳርን ፋይናንስን ንብረት መዘጋጃ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ አዉራ ከይዲ ስራሕ ምምሕዳር መሬትን ካዳስተርን ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት : ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ : ናዉቲ ፈርኒቸር : ሞተር ሳይክልን : ናይ ማሽን ክራይ ስራሕቲን ብግልፂ ጨረታ አወዳደሪሩ ክዕድግን ግልጋሎት ማሽን ኪራይ ክረክብ ስለዝድለየ ክትወዳደሩ እትክእሉ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ንካልኣይ ግዝ ዝወፀ ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ንብረታት ማለት እዉን ቀዳማይ ናይ እስቲድዩ ኣክሴቲክ ፅገና ጣዉላ ማዕፆን : ካልኣይ ናይ ምድሪ ቤት ምንፃፍ ናይ ቀጥታ ፈነዉ ቀረፃን መሳርሒ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 4, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 4, 2017 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ50,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ400.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ሚያዝያ 30, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ንካልኣይ ግዝ ዝወፀ ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ንብረታት ማለት እዉን ቀዳማይ ናይ እስቲድዩ ኣክሴቲክ ፅገና ጣዉላ ማዕፆን : ካልኣይ ናይ ምድሪ ቤት ምንፃፍ ናይ ቀጥታ ፈነዉ ቀረፃን መሳርሒ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ