Closed
ትካልና ሸባ ሌዘር ኢንዳስትሪ ሓ/ዝተ/ው/ማሕበር ናይ ውልቀ ሃፍቱ ዝኾነ ኣብ መቐለ ሰሜን ክ/ከተማ ፍሉይ ሽሙ ላጪ ጥቓ ቲሹ ካልቸር ዝርከብ ሓደ ዓብይ መጋዝንን ንቤት ፅሕፈት ዘገልግሉ 6ተ ክፍልታትን ዝሓዘ 1500 ካ.ሜ ስፍሓት ቦታ ብዘለዎ ኩነታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 6, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 6, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ20%
ናይ ደኩመንት ዋጋ1,000.00
ዝወፀሉ መዓልቲ