ግልፂ ጨረታClosed ቤት ፍርዲ ቀዳማይ ወያነ ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ 1 ወያነ ጣብያ ሆሳእና ስፍሓቱ 325 ሜትር ካሬ ባዓል ሓደ ደብሪ ከምኡወን ኣብ ከተማ መቐለ ክ /ከተማ ሓድነት ጣብያ ስምረት ቀጠና ዳያስፖራ ስፍሓቱ 250 ሜትር ካሬ ባዓል ሓደ ደብሪ ብጨረታ ንክሽየጥን ንክሽወጥ ወሲኑ ኣሎዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 17, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 17, 2018 6:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ጉንበት 17, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፍርዲ ቀዳማይ ወያነ ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ 1 ወያነ ጣብያ ሆሳእና ስፍሓቱ 325 ሜትር ካሬ ባዓል ሓደ ደብሪ ከምኡወን ኣብ ከተማ መቐለ ክ /ከተማ ሓድነት ጣብያ ስምረት ቀጠና ዳያስፖራ ስፍሓቱ 250 ሜትር ካሬ ባዓል ሓደ ደብሪ ብጨረታ ንክሽየጥን ንክሽወጥ ወሲኑ ኣሎ
ግልፂ ጨረታClosed ትካልና ሸባ ሌዘር ኢንዳስትሪ ሓ/ዝተ/ው/ማሕበር ናይ ውልቀ ሃፍቱ ዝኾነ ኣብ መቐለ ሰሜን ክ/ከተማ ፍሉይ ሽሙ ላጪ ጥቓ ቲሹ ካልቸር ዝርከብ ሓደ ዓብይ መጋዝንን ንቤት ፅሕፈት ዘገልግሉ 6ተ ክፍልታትን ዝሓዘ 1500 ካ.ሜ ስፍሓት ቦታ ብዘለዎ ኩነታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 6, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 6, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ20%ናይ ደኩመንት ዋጋ1,000.00ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ሚያዝያ 28, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ትካልና ሸባ ሌዘር ኢንዳስትሪ ሓ/ዝተ/ው/ማሕበር ናይ ውልቀ ሃፍቱ ዝኾነ ኣብ መቐለ ሰሜን ክ/ከተማ ፍሉይ ሽሙ ላጪ ጥቓ ቲሹ ካልቸር ዝርከብ ሓደ ዓብይ መጋዝንን ንቤት ፅሕፈት ዘገልግሉ 6ተ ክፍልታትን ዝሓዘ 1500 ካ.ሜ ስፍሓት ቦታ ብዘለዎ ኩነታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ።
ግልፂ ጨረታClosed ማእከላይ ቤት ፍርዲ መቐለ ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ ሰሜን ጣብያ ኢንዱስትሪ ዝርከብ 140 ሜትር ካሬ ስፍሓት ገዛን ቦታን ብመበገሲ ዋጋ 2,963,469.24 (ክልተ ሚልዮንን ትሸዓተ ሚኢትን ሱሳን ሰለስተን ሽሕን ኣርባዕተ ሚኢትን ሱሳን ትሸዓተን 24/00 ብር) ብጨረታ ንክሽየጥ ኣዚዙ ኣሎዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 19, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 19, 2018 6:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ሚያዝያ 12, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ማእከላይ ቤት ፍርዲ መቐለ ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ ሰሜን ጣብያ ኢንዱስትሪ ዝርከብ 140 ሜትር ካሬ ስፍሓት ገዛን ቦታን ብመበገሲ ዋጋ 2,963,469.24 (ክልተ ሚልዮንን ትሸዓተ ሚኢትን ሱሳን ሰለስተን ሽሕን ኣርባዕተ ሚኢትን ሱሳን ትሸዓተን 24/00 ብር) ብጨረታ ንክሽየጥ ኣዚዙ ኣሎ
ግልፂ ጨረታClosed ቤት ፍርዲ ቀዳማይ ወያነ ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ 1ይ ወያነ ጣብያ ሆሳእና ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ ሓድነት ብያ ስምረት ቀጠና ዳያስፖራ ዝርከቡ 2 ቦታትት ብጨረታ ንክሽወጡ ኣዚዙ ኣሎዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 15, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 15, 2018 6:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ሚያዝያ 9, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፍርዲ ቀዳማይ ወያነ ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ 1ይ ወያነ ጣብያ ሆሳእና ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ ሓድነት ብያ ስምረት ቀጠና ዳያስፖራ ዝርከቡ 2 ቦታትት ብጨረታ ንክሽወጡ ኣዚዙ ኣሎ
ግልፂ ጨረታClosed ቀዳማይ ወያነ ቤት ፍርዲ ፍ/ሄር መጋባኣያ ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ 1ይ ወያነ ጣብያ ሆሳእና ስፍሓቱ 325 ሜትር ካሬ ባዓል ሓደ ደብሪ / ፍሉይ ቦታ ቀበሌ 16 ሰቨን ኢለቨን ቁፅሪ 2ተ ባዕሉ / ዝኾነ ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ ሓድነት ጣብያ ስምረት ቀጠና ዳያስፖራ ስፍሓቱ 250 ሜትር ካሬ ባዓል ሓደ ደብሪ / ፍሉይ ቦታ መቐለ ዩኒቨርሲቲ እንስሳ ሕክምና ካብ ኣስፋልት ናብ ሰሜን ገፅ እትው ኢልካ / ዝኾነ ብጨረታ ንክሽየጥን ክሽወጥ ወሲነ ኣሎዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 14, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 14, 2018 6:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ መጋቢት 14, 2018 ( ቅድሚ 7 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቀዳማይ ወያነ ቤት ፍርዲ ፍ/ሄር መጋባኣያ ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ 1ይ ወያነ ጣብያ ሆሳእና ስፍሓቱ 325 ሜትር ካሬ ባዓል ሓደ ደብሪ / ፍሉይ ቦታ ቀበሌ 16 ሰቨን ኢለቨን ቁፅሪ 2ተ ባዕሉ / ዝኾነ ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ ሓድነት ጣብያ ስምረት ቀጠና ዳያስፖራ ስፍሓቱ 250 ሜትር ካሬ ባዓል ሓደ ደብሪ / ፍሉይ ቦታ መቐለ ዩኒቨርሲቲ እንስሳ ሕክምና ካብ ኣስፋልት ናብ ሰሜን ገፅ እትው ኢልካ / ዝኾነ ብጨረታ ንክሽየጥን ክሽወጥ ወሲነ ኣሎ
ግልፂ ጨረታClosed ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ከተማ መቐለ ስፍሓቱ 93.30 ዝኾነ ብጨረታ ንክሽየጥን መበገሲ ዋጋ ብር 22,000,000.00 (ዒስራን ክልተን ሚልዮን ብር) ስለዝተደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 16, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 16, 2018 6:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ25%ዝወፀሉ መዓልቲ ቀዳም የካቲት 14, 2018 ( ቅድሚ 8 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ከተማ መቐለ ስፍሓቱ 93.30 ዝኾነ ብጨረታ ንክሽየጥን መበገሲ ዋጋ ብር 22,000,000.00 (ዒስራን ክልተን ሚልዮን ብር) ስለዝተደለየ
ግልፂ ጨረታClosed ትካልና መስፍን ሓፂን መፂንን ኢንጂነሪንግ ሓ/ዝተ/ው/ማህበር ዘገልገላ 11 (ዓሰርተ ሓድ) ኣናእሽቲ ተሽከርከርቲ ብዘለዎኦ ኩነታትን ኣብ ታሕቲ ሰደቓ ብዝተቐመጠለን ዝርዝር ዋጋ መሰረት ክሸይጥ ስለዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 27, 2017 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 27, 2017 11:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ቀዳም ሓምለ 12, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ትካልና መስፍን ሓፂን መፂንን ኢንጂነሪንግ ሓ/ዝተ/ው/ማህበር ዘገልገላ 11 (ዓሰርተ ሓድ) ኣናእሽቲ ተሽከርከርቲ ብዘለዎኦ ኩነታትን ኣብ ታሕቲ ሰደቓ ብዝተቐመጠለን ዝርዝር ዋጋ መሰረት ክሸይጥ ስለዝደለየ
ግልፂ ጨረታClosed ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ከተማ መቐለ ኣብ መንጎ ብዘሎ ናይ ኣፈፃፀም ክርክር ኣብ ናይ ኣፈ/ተኸሳሲ ኩሓ - ማይ መኽደን መንገዲ ፕሮጀክት ዝርከቡ ዋንነቶም ናይ ኣፈ/ተኸሳሲ ዝኾኑ፦ ኮንክሪት ቱቦ ንውሓት 2.6 ሜትር ዲያሜትር ብ 1.2 ሜትር ኣብ ወረዳ እንደርታ ጣብያ መሰቦ ቁሸት ሓረና ዝርከብ ቤዝ ኮርስ ጠጠር ክሽየጥ ወሲኑ ኣሎ::ዝዕፀወሉ መዓልቲ በቢ ዘርፉ ይፈላለ እዩ ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንበቢ ዘርፉ ይፈላለ እዩቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ሓምለ 11, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ከተማ መቐለ ኣብ መንጎ ብዘሎ ናይ ኣፈፃፀም ክርክር ኣብ ናይ ኣፈ/ተኸሳሲ ኩሓ - ማይ መኽደን መንገዲ ፕሮጀክት ዝርከቡ ዋንነቶም ናይ ኣፈ/ተኸሳሲ ዝኾኑ፦ ኮንክሪት ቱቦ ንውሓት 2.6 ሜትር ዲያሜትር ብ 1.2 ሜትር ኣብ ወረዳ እንደርታ ጣብያ መሰቦ ቁሸት ሓረና ዝርከብ ቤዝ ኮርስ ጠጠር ክሽየጥ ወሲኑ ኣሎ::
ግልፂ ጨረታClosed ሓራጅ ናይ ገዛ ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ 1 ወያነ ጣብያ ሃረያ ቀጠና 9 ፖሊስ ኮሚኒቲ 100 ሜትሮ ውርድ ኢልካ ዝርከብ ስፍሓቱ 240 ሜ/ካሬ ዝኾነ ብመበገሲ ዋጋ 4,334,579.50 /ኣርባዕተ ሚልዮንን ሰለስተ ሚኢትን ሳላሳን ኣርባዕተን ሽሕን ሓሙሽተ ሚኢትን ሰብዓን ትሽዓንተን ብርን ሓምሳ ሳንቲም/ ዝኾነ ብጨረታ ክሽወጥ ከተማ መቐለ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ኣዚዙ ኣሎ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 16, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 16, 2017 6:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሰንበት ሰነ 15, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ሓራጅ ናይ ገዛ ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ 1 ወያነ ጣብያ ሃረያ ቀጠና 9 ፖሊስ ኮሚኒቲ 100 ሜትሮ ውርድ ኢልካ ዝርከብ ስፍሓቱ 240 ሜ/ካሬ ዝኾነ ብመበገሲ ዋጋ 4,334,579.50 /ኣርባዕተ ሚልዮንን ሰለስተ ሚኢትን ሳላሳን ኣርባዕተን ሽሕን ሓሙሽተ ሚኢትን ሰብዓን ትሽዓንተን ብርን ሓምሳ ሳንቲም/ ዝኾነ ብጨረታ ክሽወጥ ከተማ መቐለ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ኣዚዙ ኣሎ።
ግልፂ ጨረታClosed ኤክስከባተር(xcmg) ፥ ኤክስከባተር ፥ ዊል ኤክስከባተር JON YANG ንብረታት ናይ ትካል ኢትዮ ብረታ ብረት ኢንጅነርንግ ግሩፕ ንክሽወጡ ክፍለ ከተማ ሰሜን ወረዳ ቤት ፍርዲ አዚዙ ኣሎ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 30, 2017 2:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 30, 2017 6:30 ቅ/ሰዓትቦታዉቅሮዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ሚያዝያ 15, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ኤክስከባተር(xcmg) ፥ ኤክስከባተር ፥ ዊል ኤክስከባተር JON YANG ንብረታት ናይ ትካል ኢትዮ ብረታ ብረት ኢንጅነርንግ ግሩፕ ንክሽወጡ ክፍለ ከተማ ሰሜን ወረዳ ቤት ፍርዲ አዚዙ ኣሎ።