Closed
ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቅሪ ዕቤት መሰልጠኒ ማእከል ደቂ ኣንስትዮ መቐለ ኣብ ናይ ደቂ ኣንስትዮ ዓቕሚ ምዕባይ ስራሕቲ ከም ምድላው ምግብን ቅድን ስፌትን ስልጠና ፣ ናይ ደ/ኣንስትዮ ፀጉሪን ሜክ ኣፕ ስልጠና ፣ሓፀርቲ ናይ ዓቕሚ ምዕባይ ስልጠናታት ዝሰርሕ ትካል እንትኸውን ን ቅድን ስፌትን ዝከውን ዝተፈላለዮ ጨርቅታትን ክርን ካልኦት ንስፊት ዘገልግሉ ማተርያል ኣጫሪቱ ክዕድግ ስለዝደለየ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 30, 2018 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጳጉሜን 2, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5%
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ