ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ UNFPA project ንመቐለ፣ ማይጨዉን ዓድግራትን ሴፍ ግልጋሎት ዝዉዕል፡- - ሪፍረሽመንት / Safty Oadit/ - ናይ ዓበይቲ/ፐ አይተም - ስነ ልቦና ፅ/መሳርሒ - ናይ ዓበይቲ ምግቢ - ናይ መድሓኒት ናዉቲ - ናይ ህፃናት ፐ/አይተም - ናይ ተግባር ዓቕሚ መዕበይ ማተሪያል ናይ ፅሬት ፅሬት - ናይ ህፃናት ምግቢ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲራ ክትዕድግ ስለዝደለየት

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 9, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 9, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ካብ SLMP በጀት ዝከፈለ ብቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ከይዲ ስራሕ ሃፍቲ ተፈጥሮን እንስሳን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ አገልግሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ዕድጊታት ናይ እፅዋት ዘርኢ ኣትክልትን ፍራምረን :ኣቅሑት ቢሮን ገዛን : ናዉቲ ሕርሻ : ናይ ደርሁን ኣዕዋፍትን ናይ እንስሳ ቀለብ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 28, 2018 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 28, 2018 5:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋእፅዋት ዘርኢ ኣትክልን ፍራፍረን ተጫረቲ 15100 : ኣቅሑት ቢሮን ገዛን 3100 : ናይ ደርሆን ኣዕዋፍን : 3100 ንቀለብ እንስሳ 3100
ዝወፀሉ መዓልቲ
s