Closed
ኣብ ማእኸል ሕዉየትን ሕክምናን ሓርብኛታት ትግራይ ናይ ምግቢ ኣታወታት ማለት እውን ኣትክልትን ፍራምረን ፥ ናይ ውዕኢት ባልትናን ፥ ሸቐጣሸቐጥን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ረቓሒ ክተማልኡ ይግባእ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 11, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 11, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ100.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ15,000.00
ዝወፀሉ መዓልቲ