Closed
ኮሌጅ ፓሊ ቴክኒክ ማይጨዉ አብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ህንፃ : ማኑፋክቸሪንግ ኮንስትርክሽን ስግግር ቴክኖሎጂ : ኤሌክትሪካል ቴክኖሎጂ :ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ኣይትን ኣቅሑት : መሳርሒ ፅሕፈትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ንምግዛእ ተጨጫረቲ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 5, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 5, 2010 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታማይጨዉ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ