Closed
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ላዕላዋይ ፀለምቲ ብናይ 2017 ዓም መደበኛ በጀት ኣብታ ወረዳ ዝርከባ ዝተፈላለየ ኣብያተ ዕዩ ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ፅሬት :ኤሌክትሮኒክስ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 30, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 30, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታፀለምቲ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋመሳርሒ ፅሕፈት 15000 ቅርሺ : ኤሌክትሮኒክስ 15500 : ኣቅሑት ፅሬት 3000 ቅርሺ
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ