ተዓፅዩ

ትግራይ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ን 2017 ዓም ንምምሃር ምስትምሃርን ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናዉቲታት ሎት ሐደ ናይ ኮንስትራክሽን መሳርሒን ማሺነሪ ኣቅሑት : ሎት ክልተ ናይ ኤሌክትሮኒክስን ኮምፒተርን ተዛመድትን ኣቅሑት : ሎት ሰለሰተ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት : ሎት ኣርባዕተ ናይ ጋርመንት መሳርሒ ኣቅሑት : ሎት ሓሙሽተ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳደሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 15, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 15, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋሎት ሐደ ናይ ኮንስትራክሽን መሳርሒን ማሽነሪ ኣቅሑት : ሎት ክልተ ናይ ኤሌክትሮኒክስን ኮምፒተርን ተዛመድትን ኣቅሑት 5000 ቅርሺ : ሎት ሰለሰተ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት : ሎት ኣርባዕተ ናይ ጋርመንት መሳርሒ ኣቅሑት 3000 : ሎት ሓሙሽተ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ 3000
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኣላማጣ ንሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ብመደበኛ በጅት መሳርሒ ፅሕፈት: ኤሌክትሮኒክስ: ናይ ፅሬት ኣቅሑት: ናይ ቢሮ ኣቅሑት: መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና: መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 15, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 15, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋሳርሒ ፅሕፈት: ኤሌክትሮኒክስ: ናይ ቢሮ ኣቅሑት: መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና: መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል 7000 ቅርሺ : ናይ ፅሬት ኣቅሑት 1000
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ