ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሓድነት ኣብ 2012 ዓ/ም በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈታት ዝድሊ ኣቑሑ ኣገልግሎትን ዝዉዕል ናፍጣ ጀነሬተር ሶላር ብተወሳኪዉን አቑሑት ናዉቲ ቢሮ ማለት እዉን ፈሪኒቸር ናይ ሞንታርቦ እስፒከር ዓመታዊ ባኒ ምቅራብ ዓመታዊ ፅገና ኤሌክትሮኒክስ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 20, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ንናይ ቤት ፅሕፈት ናይ ጥዕና ቤት ፅሕፈት ክ/ከ/ቀ/ወያነ ናይ /ታብሌት ሞባይል/ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 4, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ፋይናንስ ንናይ ቤት ፅሕፈት ጉ/መ/ስፖርትን ሓለዋ ጥዕናን ክ/ከ/ቀ/ወያነ ናይ ኤሌክትሮነክስ ንድያን አቁሑን ክገዝእ ስለ ዝደለየ ሐጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 4, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኮሮም ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳራ ንብርትን ንናይ 2012 በጀት ዓመት ኣብቲ ከተማ ንዝርከባ ቤት ፅሕፈታት ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ሲዒቦም ዝተዘርዘሩ ኣቁሑ ጨረታ ከዕድግ ይደሊ 1 መሳርሒ ቤት ፅሕፈት 2 ኤሌክትሮኒክስ 3 ሕትመት 4 ኣቁሑት ፅሬት 5 መለዋዋጢ ኣቁሑ መኪና 6 ዕጥቂ ስፖርት 7 ኣቁሑት ቢሮ 8 ፅገና ጋራጅ መኪና ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 17, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኮረም ተወሳኺ ኣንብብ
104.4 ሬድዮ ኤፍ ኤም መቐለ የፕሮድካስት ኣገልግሎት መስጫ/መቀበያ መሳርያዎች ማለት ሬድዮ ኣክሰሰሪ / ኣንቴና ና ኦድዮ ፕሮስሰር/ በግልፅ ጨረታ ኣወዳድሮ መግዛት ይፈልጋል ፣ ስለዚ በዘፍ የታደሰ የንግድ ፍቃድ ያላቸዉ ብቻ ተጫራቾች እንድትጫረቱ ይጋበዛል ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 9, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ሰራሕተኛ ማህበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ ኣብ ናይ 2012 ዓም በጃት ዓመት ዝተፋላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ :ሕትመት : መኪና ባትሪ ብግልፂ ጨረታ አወደዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 9, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ኣብ ሎሚ ዘበን 2011 ዓም ንዝካየድ በዓል ኣሸንዳ ምክንያት ብምግባር ነቲ በዓል ዘዳምቁ ስቴጅ መድረክ: ላይት መብራህቲ: ሳዉንድ ሲስተም: ርችት: ድንካናት :ኣናእሽተይ ስቴጃት: ወናብር :ምናፃፍ :ፋዉንቴን :ተፈጥራዊ ዕንባባታት :ካልኦትን ክካረይ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 10, 2011 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ርእስ ምምሕዳር ዳ/ዕ/ፋ/ን/ምምሕዳርን ንቤ ፅሕፈት ርእስ ምምሕዳር ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኔትዎርክ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 15, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝውዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ኤለክትሮኒክስ ክትዕድግ ትደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 23, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቐ ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ቀፂሎም ዘለው ንብረታት My Cloud PR4100 40 ቴራ ባይት በዝሒ1፣ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ትካላት ብመሰረት እቲ ቐፂሉ ዘሎ ስፔስፊኬሽን ንክትጫረቱ ብክብሪ ይዕድም፤ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 9, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ