ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣስገደ ፅምብላ ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ/ምን ብናይ መደበኛ በጀት ኣብያተ ፅሕፈታት ኣገልግሎት መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቁሑት ፅሬት፣ ኣቁሑ ኤሌክትሮኒክስ፣ መለዋወጢ ኣቅሑ መካይን ፣ መለዋወጢ ኣቁሑ ሞተር ሳይክልን፣ ሕትመትን ፣ቅጥዒ ሰነዳት ፣ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ነዞም ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 5, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 5, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ኾሮም ነዞም ዝተፈላለዩ ኣቅሓ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ1 ኣቁሑት ፅሬት፣2 ሕትመት ፣ 3ኤሌክትሪክ ፣4ኤሌክትሮኒክስ ፣5ናይ መኪናን ጀነሬተርን መለዋወጢ ኣቁሐት ፣6 ክዳን ደንቢ፣ 7መሳርሒ ፅሕፈት፣ 8ጣፍን ጥረምረን፣ 9በርበረን ቅማማ ቅመምን ፣ ካልኦትን ክገዝእ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 5, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 5, 2012 5:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ4,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ