ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ICRC project ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ባኒ አክሰሰሪ/ኤሌክትሮኒክስ ብፕሮፎርማ አወዳዲራ ዕድጊት ትፍፅም ሰለዝደለየትዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 30, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 30, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ቀዳም ሕዳር 27, 2018 ( ቅድሚ 11 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ICRC project ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ባኒ አክሰሰሪ/ኤሌክትሮኒክስ ብፕሮፎርማ አወዳዲራ ዕድጊት ትፍፅም ሰለዝደለየት
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክቶሬት ዕደጋ ፋይናንሰ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ጊ/ምም/ር ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤሌክትሪክ ምልክታ ፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 18, 2018 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 18, 2018 2:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ሕዳር 15, 2018 ( ቅድሚ 11 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክቶሬት ዕደጋ ፋይናንሰ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ጊ/ምም/ር ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤሌክትሪክ ምልክታ ፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ አላማጣ ንሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ብመደበኛ በጅት መሳርሒ ፅሕፈት: ኤሌክትሮኒክስ: ናይ ፅሬት ኣቅሑት: ፈርኒቸር : መኪና ስፔር : ጀነሬተር ሳይክል : ስፖርታዊ ዕጥቂ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 3, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 3, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታኣላማጣናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋመሳርሒ ፅሕፈት: ኤሌክትሮኒክስ: ፈርኒቸር : መኪና ስፔር : ጀነሬተር ሳይክልን 7000 ቅርሺ : ስፖርታዊ ዕጥቂን ናይ ፅሬት ኣቅሑት 1000 ቅርሺናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ሕዳር 10, 2018 ( ቅድሚ 11 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ አላማጣ ንሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ብመደበኛ በጅት መሳርሒ ፅሕፈት: ኤሌክትሮኒክስ: ናይ ፅሬት ኣቅሑት: ፈርኒቸር : መኪና ስፔር : ጀነሬተር ሳይክል : ስፖርታዊ ዕጥቂ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓም ብቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ስብዓ እንደርታ ንኣብያተ ፅሕፈት እታ ወረዳ አገልግሎት ዝዉዕሉ ናይ ዝተፈላለየ ኣብያተ ዕዩ መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ፅሬት : ናይ መኪናን ሞተር ሳይክልን መለዋወጢ ኣቅሑት ማለት አዉን እስፔር ፓርት : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ስራሕቲ ሕትመትን ከምእዉን ናይ ኢንዳስትሪ ናዉቲታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ክግልገለን ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 22, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 22, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታወረዳናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋመሳርሒ ፅሕፈት መለዋወጢ :ኣቅሑት መኪናን : ኢንዳስትሪያላዊ ናዉቲን : ንነብስወከፍ መከበሪ ጨረታ 5000 ቅርሺ :ንኣቅሑት ፅሬት : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ናይ ሕትመት ስራሕቲ መከበሪ ዉሕስና ጨረታ ቢድቦንድ 3000 ቅርሺናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ሕዳር 5, 2018 ( ቅድሚ 12 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓም ብቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ስብዓ እንደርታ ንኣብያተ ፅሕፈት እታ ወረዳ አገልግሎት ዝዉዕሉ ናይ ዝተፈላለየ ኣብያተ ዕዩ መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ፅሬት : ናይ መኪናን ሞተር ሳይክልን መለዋወጢ ኣቅሑት ማለት አዉን እስፔር ፓርት : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ስራሕቲ ሕትመትን ከምእዉን ናይ ኢንዳስትሪ ናዉቲታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ክግልገለን ይደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ማእኸል ሓወልቲ ሰማእታት ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲስራሕ ፋይናንስን ምምሕዳርን ንማእኸልና ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ ፥ ፅሬት መሳርሒ ፥ ኤሌክትሮኒክስ ፥ ህንፃ መሳርሒ ፥ ናይ ኤሌክተሪክ ኣቑሑት ፥ ናይ ጄኔነተር ስፔር ፓርት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 10, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 10, 2018 3:45 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ጥቅምቲ 25, 2018 ( ቅድሚ 12 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ማእኸል ሓወልቲ ሰማእታት ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲስራሕ ፋይናንስን ምምሕዳርን ንማእኸልና ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ ፥ ፅሬት መሳርሒ ፥ ኤሌክትሮኒክስ ፥ ህንፃ መሳርሒ ፥ ናይ ኤሌክተሪክ ኣቑሑት ፥ ናይ ጄኔነተር ስፔር ፓርት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ፅራእ ወንበርታ ን2018 በጀት ዓመት ንኣብያተ ፅሕፈት ወረዳና ግልጋሎት ዝውዕል ካብ መደበኛ በጀት ናይ ስፖርት ዕጥቂ፣ ፅሕፈት መሳረሒ፣ፅሬት መሳርሒ፣ሕትመት፣ ኤልክትሮንክስ ፣ፈርንቸር ናይ ቢሮ ኣቁሑት፣ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቁሑቲን መኪና መለዋወጢ ኣቁሑቲን /ስፔር/ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 10, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንኣይገልፅንቦታAtsbiናይ ደኩመንት ዋጋ300.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ጥቅምቲ 25, 2018 ( ቅድሚ 12 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ፅራእ ወንበርታ ን2018 በጀት ዓመት ንኣብያተ ፅሕፈት ወረዳና ግልጋሎት ዝውዕል ካብ መደበኛ በጀት ናይ ስፖርት ዕጥቂ፣ ፅሕፈት መሳረሒ፣ፅሬት መሳርሒ፣ሕትመት፣ ኤልክትሮንክስ ፣ፈርንቸር ናይ ቢሮ ኣቁሑት፣ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቁሑቲን መኪና መለዋወጢ ኣቁሑቲን /ስፔር/ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ንበጀት 2018 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት : ሕትመት : ዘይትን ቅብኣትን ከምእዉን ኣቅሑት ፅሬት : ኣናሽተይ መሳርሒ ኤሌክትሮኒክስን ኣክሰሰሪ : ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት : ናይ መኪና ጎማን ስፐርን መገያየፂ : ኤሌክትሮኒክስን : ፈርኒቸር ኣቅሑትን ብክልላዊ ግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 10, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 10, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ--ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ጥቅምቲ 25, 2018 ( ቅድሚ 12 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ንበጀት 2018 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት : ሕትመት : ዘይትን ቅብኣትን ከምእዉን ኣቅሑት ፅሬት : ኣናሽተይ መሳርሒ ኤሌክትሮኒክስን ኣክሰሰሪ : ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት : ናይ መኪና ጎማን ስፐርን መገያየፂ : ኤሌክትሮኒክስን : ፈርኒቸር ኣቅሑትን ብክልላዊ ግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተገሊፆም ዘለው ናይ ኤሌክትሪክ ኣቁሑት ብናይ ኮዋሽ በጀት ዝኽፈል ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 27, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 27, 2018 3:10 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ--ናይ ደኩመንት ዋጋ--ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ጥቅምቲ 24, 2018 ( ቅድሚ 12 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተገሊፆም ዘለው ናይ ኤሌክትሪክ ኣቁሑት ብናይ ኮዋሽ በጀት ዝኽፈል ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ኢንስቲትዩት መፅናዕትን ምርመርን ፖሊሲ ትግራይ ዝዋንነተን ተሽከርከርቲ ጥሙር ዓጋቲ ፍጥነትን ሓባሪ ኣንፈትን (Speed Limiter Integrated with GPS) ንምግጣም ትካልና ስለ ዝደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 29, 2018 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 29, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ጥቅምቲ 24, 2018 ( ቅድሚ 12 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ኢንስቲትዩት መፅናዕትን ምርመርን ፖሊሲ ትግራይ ዝዋንነተን ተሽከርከርቲ ጥሙር ዓጋቲ ፍጥነትን ሓባሪ ኣንፈትን (Speed Limiter Integrated with GPS) ንምግጣም ትካልና ስለ ዝደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቤት ፅሕፈት አገልግልት መሰተ ማይ ከተማ ሸረ እንዳስላሴ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ንብረታት ማለት ዝተፈላለየ መጠን ዘሎወም ትቦ ሆፕን : G1 መገጣጠሚ ፊቲንግን ካልኣይ ዝተፈላለየ ዓይነት ዘለዎም ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ኤሌክትሮኒክስን : ኣቅሑት ፅሬትን ሰለሰተ መለዋወጢ ኣቅሑት ዝተፈላለያ መካይን ኣርባዕተ መለዋወጢ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ : ሓሙሽተ ዝተፈላለየ ኪሎዋት ዘለዎን ጀነሪተርን ዲናሞን ዘገልገላን ሐደሽትን : ሽድሽተ ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎም ብቁርፅራፅን ሙሉኡን G1 ትቦታትን : ሸዉዓተ ዘገልግላ ቆፀርቲ: ሸሞንተ ዘገልገሉ ሮታት : ትሽዓተ ዘገልገሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ :ኣቅሑት ቢሮን : መለዋወጢ ኣቅሑት ጀነሪተር አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 5, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 6, 2018 9:00 ቅ/ሰዓትቦታሽረናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋንተራ ቁፅሪ 1 50000 ቅርሺ : ንተራ ቁፅሪ ክልተን ሰለሰተን ኣርባዕተን 15000 ቅርሺ : ንተራ ቁፅሪ 5 50000 ቅርሺ ካብ ቁፅሪ ሽድሸተ ክሳብ 9 ንዘሎ ብድምር 25000 ቅርሺናይ ደኩመንት ዋጋ100.00ዝወፀሉ መዓልቲ ቀዳም ጥቅምቲ 22, 2018 ( ቅድሚ 12 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት አገልግልት መሰተ ማይ ከተማ ሸረ እንዳስላሴ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ንብረታት ማለት ዝተፈላለየ መጠን ዘሎወም ትቦ ሆፕን : G1 መገጣጠሚ ፊቲንግን ካልኣይ ዝተፈላለየ ዓይነት ዘለዎም ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ኤሌክትሮኒክስን : ኣቅሑት ፅሬትን ሰለሰተ መለዋወጢ ኣቅሑት ዝተፈላለያ መካይን ኣርባዕተ መለዋወጢ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ : ሓሙሽተ ዝተፈላለየ ኪሎዋት ዘለዎን ጀነሪተርን ዲናሞን ዘገልገላን ሐደሽትን : ሽድሽተ ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎም ብቁርፅራፅን ሙሉኡን G1 ትቦታትን : ሸዉዓተ ዘገልግላ ቆፀርቲ: ሸሞንተ ዘገልገሉ ሮታት : ትሽዓተ ዘገልገሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ :ኣቅሑት ቢሮን : መለዋወጢ ኣቅሑት ጀነሪተር አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ