ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንግልጋሎት ምምሃር ምስትምሃር ዝውዕሉ ሓገዝቲ መፃሕፍቲ ብግልፂ ጨረታ አዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 5, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 6, 2018 9:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ሓምለ 28, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንግልጋሎት ምምሃር ምስትምሃር ዝውዕሉ ሓገዝቲ መፃሕፍቲ ብግልፂ ጨረታ አዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ወረዳ ዓዲየት ቤት ፅሕፈት ልምዓት ምምሕዳርን ፋይናንስን ብናይ 3R for Care Complement ክልተ በጀት አቢሉ ንዝተጎድኡ ደቅ ኣንስትዮ ሙያዊ ስልጠና ንምሃብ፣ ንምህብህቢ ህፃናት ግልጋሎት ውዕል፣ ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረታት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑት፣ ስፔር ፓርት (ማለት ውን መለዋወጢ ዕጥቂ ኣቑሑት)፣ ናይ ገዛን ናይ ቢሮን መሳርሒ ኣቑሑት፣ ናይ ኤሌክትሪክ መሳርሒ ኣቑሑት፣ ናይ ጨርቃ ጨርቂ፣ ናይ ሕርሻ መሳርሒ ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 8, 2018 5:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 8, 2018 5:30 ቅ/ሰዓትቦታናዕዴር ዓዴት ዝወፀሉ መዓልቲ ቀዳም ሓምለ 25, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትንሕርሻ መሺነሪ+8 ተወሳኺ ኣንብብ : ወረዳ ዓዲየት ቤት ፅሕፈት ልምዓት ምምሕዳርን ፋይናንስን ብናይ 3R for Care Complement ክልተ በጀት አቢሉ ንዝተጎድኡ ደቅ ኣንስትዮ ሙያዊ ስልጠና ንምሃብ፣ ንምህብህቢ ህፃናት ግልጋሎት ውዕል፣ ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረታት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑት፣ ስፔር ፓርት (ማለት ውን መለዋወጢ ዕጥቂ ኣቑሑት)፣ ናይ ገዛን ናይ ቢሮን መሳርሒ ኣቑሑት፣ ናይ ኤሌክትሪክ መሳርሒ ኣቑሑት፣ ናይ ጨርቃ ጨርቂ፣ ናይ ሕርሻ መሳርሒ ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ፡
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ UNFPA Project ማይጨዉ፣ ዓዲግራትን መቕለን ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ኣቅሑታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 5, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 5, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ጉንበት 27, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትመፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን+4 ተወሳኺ ኣንብብ : ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ UNFPA Project ማይጨዉ፣ ዓዲግራትን መቕለን ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ኣቅሑታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ፍሉይ ድሌት ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 20, 2018 8:45 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 20, 2018 8:55 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ20,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ጉንበት 6, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን ተወሳኺ ኣንብብ : ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ፍሉይ ድሌት ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ UNFPA project ንመቐለ፡ ማይጨዉን ዓድግራትን ግልጋሎት ዝዉዕል፡- - ሪፍረሽመንት / Safty Oadit/ - ስነ ልቦና ብፕሮፎርማ ወዳዲራ ክትዕድግ ስለዝደለየትዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 20, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 20, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ የካቲት 19, 2018 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት ተወሳኺ ኣንብብ : ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ UNFPA project ንመቐለ፡ ማይጨዉን ዓድግራትን ግልጋሎት ዝዉዕል፡- - ሪፍረሽመንት / Safty Oadit/ - ስነ ልቦና ብፕሮፎርማ ወዳዲራ ክትዕድግ ስለዝደለየት
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ UNFPA project ንመቐለ፣ ማይጨዉን ዓድግራትን ሴፍ ሃውስ ግልጋሎት ዝዉዕል፡ - ናይ ዓበይቲ ምግቢ - ተግባር ስልጠና - ናይ ህፃናት ፐርሰናል አይተም - ናይ ፅሕፈት መሳርሒ - ስነ ልቦና - ናይ ህፃናት ምግቢ - ናይ ዓበይቲ ፐርሰናል አይተም - ናይ ዕሬት ኣቑሑ - ሪፍረሽመንት / Safty Oadit/ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲራ ዉዕሊ አሲራ ክትዕድግ ስለዝደለየትዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 18, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 18, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ የካቲት 10, 2018 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትመፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታትኣቅርቦት ምግቢ +1 ተወሳኺ ኣንብብ : ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ UNFPA project ንመቐለ፣ ማይጨዉን ዓድግራትን ሴፍ ሃውስ ግልጋሎት ዝዉዕል፡ - ናይ ዓበይቲ ምግቢ - ተግባር ስልጠና - ናይ ህፃናት ፐርሰናል አይተም - ናይ ፅሕፈት መሳርሒ - ስነ ልቦና - ናይ ህፃናት ምግቢ - ናይ ዓበይቲ ፐርሰናል አይተም - ናይ ዕሬት ኣቑሑ - ሪፍረሽመንት / Safty Oadit/ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲራ ዉዕሊ አሲራ ክትዕድግ ስለዝደለየት
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቢሮ ትምህርት ክልል ትግራይ ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 5, 2018 8:45 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 6, 2018 9:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ20,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ቀዳም ጥሪ 23, 2018 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን ተወሳኺ ኣንብብ : ቢሮ ትምህርት ክልል ትግራይ ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ኤጀንሲ ንግድን ሰደድን ክልል ትግራይ ንሰብ ሞያ ማንጃ ፍቃድ ሞተር ሳይክል ንምውፃእ ከውፅእ ብፕሮፎርማ ሜላ ዕዳጋ አወዳዲሩ ክትወዳደሩ ይደሊ። ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 21, 2018 11:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 21, 2018 3:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ታሕሳስ 15, 2018 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)ግልጋሎት ስልጠና መኪና ምዝዋር ተወሳኺ ኣንብብ : ኤጀንሲ ንግድን ሰደድን ክልል ትግራይ ንሰብ ሞያ ማንጃ ፍቃድ ሞተር ሳይክል ንምውፃእ ከውፅእ ብፕሮፎርማ ሜላ ዕዳጋ አወዳዲሩ ክትወዳደሩ ይደሊ።
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንግልጋሎት ቤት ፅሕፈት ዝውዕል ሓገዝቲ መፃሕፍቲ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 10, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 11, 2018 9:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ታሕሳስ 6, 2018 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንግልጋሎት ቤት ፅሕፈት ዝውዕል ሓገዝቲ መፃሕፍቲ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ UNFPA Project ንማይጨዉን መቐለን ግልጋሉ ዝዉዕል፡- .ናይ ፅገና ናዉቲን Safty oadit and Refreshment ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 2, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 2, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ሕዳር 30, 2018 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)ጥዕና ተንከፍ ስልጠናኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን ተወሳኺ ኣንብብ : ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ UNFPA Project ንማይጨዉን መቐለን ግልጋሉ ዝዉዕል፡- .ናይ ፅገና ናዉቲን Safty oadit and Refreshment ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደሊ፡፡