ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣለጀ ብናይ 3R4SE ፕሮክት ኣብ ወረዳ እምባ ኣላጀ ኣብ ቦራቸለናን ሰለዋን ዝርከቡ ኣብያት ትምህርቲ ዝተፈላለዩ ናይ ፅገና ስራሕቲ ወይከዓ quick fix ብፕሮፎርማ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 10, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ እምባ ኣላጀ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።